ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሩሲያ ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ፑቲን ተዓዊቶም Desta Mar 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ወዲ 71 ዕድመ ቭላዲሚር ፑቲን ንቐፀልቲ 6 ዓማውቲ ክመርሑ ዘኽእሎም ድምፂ ረኺቦም። ማእኸላይ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ከምዝገለፆ፥ ፕሬዚዳንት ፑቲን ልዕሊ 87 ሚኢታዊ ደምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕድሳት ውዕሊ ኣገልግሎት ቆፃሪ ኤሌክትሪክ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓ.ም ተናዊሑ Desta Mar 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገለግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓማውቲ ዘገልግል ሕድሳት ውዕሊ ኣገልግሎት ቆፃሪ ኤሌክትሪክ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዘናውሐ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ኮርፖሬት እቲ ትካል መላኩ ታዬ፥ እቲ ሕድሳት ውዕሊ ቀፃሪ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኡስማን ዲዮን ዘቲዮም Desta Mar 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኡስማን ዲዮን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኡስማን ዲዮን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ንኢትዮጵያ ንዝገበርዎ ኩለ መዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 2 ኣዋርሕ ልዕሊ 9 ሺሕ ሰባት ብሕማም ንፍዮ ተታሒዞም – ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Mar 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 2 ኣዋርሕ ልዕሊ 9 ሺሕን 500 ሰባት ብሕማም ንፍዮ ከምዝተትሓዙ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ 10 ክልላት ኣብ ዝርከባ 91 ወረዳታት እቲ ሕማም ከምዘሎ ኣብቲ ኢንስቲትዩት መተሓባበሪ ጉጅለ ትዕዝብቲን ምላሽን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ብዙሓት ባላስቲክ ሚሳኤላት ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ከምዝተኮሰት ተገሊፁ Desta Mar 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ኣኼባ ኩለ መዳይ ሚኒስትራት ናብ ደቡብ ኮሪያ ምእታዎም ስሺቡ፥ ሰሜን ኮሪያ ብዙሓት ናይ ሓፂር ርሕቀት ባላስቲክ ሚሳኤላት ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ ከምዝተኮሰት ተገሊፁ። እቲ ባለስቲክ ምሳኤላት ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ነበርቲ ተረባሕቲ መድሕን ጥዕና ኮይኖም Desta Mar 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ነበርቲ ተረባሕቲ ኣገልግሎት መድሕን ጥዕና ከምዝኾኑ ቢሮ ጥዕና እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬከተር ማሕበረሰባዊ መድሕን ጥዕና እቲ ቢሮ ኢብራሂም ተካ ንፋና ብሮድካስቲን ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ማሕበረሰብ ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሎም ስርዓታት ፋይናንስ ደሕንነቶም ዝተሓለወ ብምዃኑ ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ስግኣት ክጥቀም ይኽእል ኢዩ -ብሄራዊ ባንኪ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ትካላት ፋይናንስ ዝርከቡ ስርዓታት ፋይናንስ ደሕንነቶም ዝተሓለወ ብምዃኑ ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ስግኣት ግልጋሎት ፋይናንስ ክጥቀም ከምዝኽእል ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ብሄራዊ ባንኪ÷ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብግዚያዊነት…
ስፓርት ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን። መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ተኻይዱ፡፡ ፋሲል ከነማን ሲዳማ ቡናን ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዘካየደኦ ፀወታ 2 ማዕረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብካውንስል ወንጌል ኣመንቲ ኣብያተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ። ንሰላም ሓድነትን ሃገር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ምስጋናን÷ ኣብ ትሕቲ ካውንስል ወንጌል ኣመንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ውፅኢታዊ ንምግባር ሓለፍቲ እቲ ዓውዲ ብትግሃጋት ንኽሰርሑ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Mar 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ እናተተግበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ውፅኢታዊ ንምግባር ሓለፍቲ እቲ ዓውዲ ብትግሃጋት ንኽሰርሑ ተሓቢሩ። “ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክብ ንዝበለ ፅዕንቶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝፀንሐ ፎረም ሓለፍቲ ላዕለዎት ትካላት…