ኣብ ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ ሓዊሱ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ካብ 100 ሺሕ ንዝበልፁ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ ሓዊሱ ኣብ 12 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ካብ 100 ሺሕ ንዝበልፁ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ዕድል ስራሕ ካብ ሞንጎ ዝተፈጠረሎም ዜጋታት ድማ እተን ልዕሊ 75 ሚኢታዊ…