ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ካውንስል ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ኣባል ኣብያተ ክርስቲያናትን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ካውንስል ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ኣባል ኣብያተ ክርስቲያናትን ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ…