ስፓርት ኢትዮጵያ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2031 ዝካየድ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ፡፡ ኢትዮጵያ ድሌታ ዝገለፀት ጎድና ጎድኒ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻደ ኣኼባ ኮሚቴ ቴክኒክ ፀወታታት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር እናርአየቶ ትርከብ ዕዙዝ ውፅኢትን ዝላን ተጠናኺ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር እናርአየቶ ትርከብ ዕዙዝ ውፅኢትን ዝላን ተጠናኺ ከምዝቕፅል ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር ዕዙዝ ውፅኢትን ዝላን እናርአየት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝበ ክርስቲያን ዓብዪ ፆም እንትፀውም ምፅላእን ምፍልላይን ብምሕዳግ ክኸውን ይግባእ – ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን ዓብዪ ፆም እንትፀውም ምፅላእ፣ ምፍልላይን ምድፍዳእን ብምሕዳግ ክኸውን ከምዝግባእ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ÷ ዓብዪ ፆም ኣመልኪቶም…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ኤቨርተን 2 ንባዶ ተዓዊቱ Desta Mar 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ኤቨርተን 2 ንባዶ ተዓዊቱ። ማርከስ ራሽፎርድን ቡሩኖ ፈርናንዴዝን ብፍፁም ቅፅዓት ነተን ሸቶታት ኣመዝጊቦም። ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ መበል ሻድሻይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ርክብን ምትሕብባርን ኢትዮ-ጂቡቲ ክብ ኣብ ምባል ቁርፀኛ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Mar 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መበል 45 ዓመት ምስረታ ፓርቲ ኣር ፒፒ ጂቡቲ ብምርካብ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ፓርቲ በልፅግና ብምውካል ኣብቲ…
ቢዝነስ ከንቲባ ኣዳነች ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብኹሎም ኣማራፅታት ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪበን Desta Mar 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ብኹሎም ኣማራፅታት ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪበን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንሰራሕተኛታቱ ዘህንፆ 5 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ምንቅስቓስ ስራሕ ብሔራዊ መለለዪ ካርድ ተዓዚቢም Desta Mar 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ብሔራዊ መለለዪ ካርድ ምንቅስቓስ ስራሕ ብሔራዊ መለለዪ ካርድ ተዓዚቢም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ከይዲ ምድላውን ሐዚ ዘለዎ ኩነታትን እቲ መለለዪ መንነት ብዝምልከት ካብ…
ስፓርት መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ተኸፊቱ Desta Mar 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 13 መጋቢት 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ኣብ ጋና፣ ኣክራ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፋ ዶን፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት፣ ኮሚሽነራት ሕብረት ኣፍሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ክብ ንምባል ትሰርሕ ኣላ – ኣምባሳደር ዳረን ዌልች Desta Mar 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ክብ ንምባል ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ኣምባሳደር አንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ገሊፆም። ኣምባሳደር ዳረን ዌልች፥ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ንብዙሓት ዓማውቲ ዝፀንሐ ክልቲኣዊ ርክብ ከምዘለወን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኬንያ ለውጢ ክሌማ ኣብ ስራሕቲ ምግቢ ውሕስናይ ስግኣት ፈጢሩለይ ክትብል ገሊፃ Desta Mar 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ለውጢ ክሌማ ኣብ ስራሕቲ ምግቢ ውሕስናይ ስግኣት ፈጢሩለይ ክትብል ገሊፃ። ኣብ ኬኒያ ኤልዶሬት ኣብ ዝተሰናድአ ምርኢት ግብርና ብምርካብ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶ ከምዝበልዎ፥ ተደጋጋሚ ከቢድ ዝናብን ደረቕ ክሌማዊ ኩነታትን ሓረስቶት…