ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋ 40 ሚሊየን 125 ሺሕ ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ብኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሶማሌን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋን ብዝተገበረ ቅብብል ሓበሬታን ስራሕቲ ክትትልን 26 ለካቲት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ፓኪስታንን በዓል ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ፓኪስታንን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ዓወት ዓድዋ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተወከሉ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ተወከልቲ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ዶብ ተሳገርቲ ዝኾኑ ገበናት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃጋራት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ርክብ ፖሊስ ምስ ፖሊስን ምትሕብባርን ብምጥንኻሮም ዶብ ተሳገርቲ ዝኾኑ ገበናት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ከምዝተኽኣለ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ ብኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ፖሊስ ፌደራል ምክትል ኮሚሸነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም፡፡ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበሉዎ÷ "ከተማና ምስ ምስፍሕፋሕ ከተማ ዝመጣጠን ጠለባት ዘደንፍዑ ወሰንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ኢነርጂን ኣቪዬሽንን ምትሕብባር ንኽህሉ ብዕቱብ እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ኢነርጂን ኣቪዬሽንን ምትሕብባር ንኽህሉ ብዕቱብ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ኣድሂቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምውፋር ስራሕ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ን1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብምውፋር ስራሕ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ን1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል÷ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪፎርምታት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘፈር ፍትሒ ንስግግር ፍትሒን ፍኖተ ካርታ መሰረታዊ ለውጢ ፍትሒን ትኹረት ተዋሂቡዎም ኣሎ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ፍትሒ ንስግግር ፍትሒን ፍኖተ ካርታ መሰረታዊ ለውጢ ፍትሒን ትኹረት ዝተውሃዎም ጉዳያት ከምዝኾኑ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ሚኒስቴርን ፍትሒ ኣመልኪቶም መብርሂ ዝሃቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊስ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ድሕንነቱ ንዝተሓለወ ፅባሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሓይሊ ፖሊስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊስ ትሳተፍ ኣላ። ብኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ተመርሐ ልኡኽ ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማይ÷ ኣብ ክለተኣዊ ርክብን ኩለመዳይ ጉዳያትን ጠሚቶም ከምዝዘተዩ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ዘለዉዋ ሃፍቲታት ቱሪዝም እናፋለጠት ትርከብ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን በርሊን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ሃፍቲታት ቱሪዝማ እናፋለጠት ትርከብ። ካኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ እቲ ኤግዚቢሽን÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ጉዕዞን…