Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2024

9 ተምሃሮ ኣብ ሁዋዌ ክፍለ ኣህጉራዊ ውድድር ኣይሲቲ ንኢትዮጵያ ብምውካል ቱኒዚያ ናብ ቱኒዚያ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሽዓተ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ 8ይ ሁዋዌ ክፍለ ኣህጉራዊ ውድድር ኣይሲቲ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ንምስታፍ ናብ ቱኒዚያ ኣቲዮም። እቶም ተምሃሮ ካብ ዩኒቨርሲቲታት ሳይንስስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ፣ ጅማ፣ ሃሮማያን ኣርባምንጭን ዝተረኸቡ እንትኾኑ÷…

ላዕለዋይ ወታደራዊ ጉጅለ ልኡኽ ዛምቢያ ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኢታማዦር ሹም ዛምቢያ ሜጄር ጀኔራል ጂኦፍር ቾንጎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ሓፈሻዊ ትምህቲን ምንቅስቓስ መሰረተ ልምዓትን ዝዳህሰሰ ዑደት ገይሩ። እቲ ዑደት ኣብ ክልቲኦም ክልቲኦም ኣሕዋት ህዝቢታት ዘሎ ኩለመዳይ…

1 ሺሕን 536 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናይ ምፍራይ ስራሕ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሽዱሽተ ወርሒ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 1 ሺሕን 536 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናይ ምፍራይ ስራሕ ከምዝጀመሩ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም…

ብስቓይ ህዝቢ ዝስራሕ ዝኾነ ይኹን ስራሕ ፖለቲካ ውፅኢቱ ምንም ከምዝኾነ ምርዳእ ይግባእ – ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስቓይ ህዝቢ ዝስራሕ ዝኾነ ይኹን ስራሕ ፖለቲካ ውፅኢቱ ምንም ከምዝኾነ ምርዳእ ይግባእ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ። እቲ ፅንፈኛ ጉጅለ ሕዚ ድማ እቲ ክልል ናብ ፀልማት ንምእታው ሓሲቡ እናሰርሐ ከምዝኾነ እውን ኣፍሊጡ፡፡ ኮሚሽን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማውን በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማውን በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር በረራኡ 3 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝጅምር ዝሓበረ እንትኸውን ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ናብታ ከተማ በረራ ከምዝገብር ገሊፁ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር በረራ…

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ሃማስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽቕበል ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንራብዓይ መዓልቲ ኣብ ዝቐፀለ ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ሃማስን ዝግበር ድርድር ሃማስ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽቕበል ፀዊዖም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓብዪ ወርሒ ፆም ረመዳን ሃማስ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ጋዛ…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ማራቶን ለንደን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ማራቶን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን 2024 ከምዝሳተፉ ኣሰናዳኢ ኮሚቴ ማራቶን ለንደን ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 41 ዓመት ኣትሌት ቀነኒሳ÷ ኣብ 2023 ማራቶን ቫሌንሲያ 2 ሰዓት…

56 ናይ ይግበአኒ መዛግብቲ ጥርዓን ናብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ከምዝቐርቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)56 ናይ ይግበአኒ መዛግብቲ ጥርዓን ናብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ከምዝቐርቡ ምክትል ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትርጉም ሕገ መንግስቲን ክትትል ኣፈፃፅማ ውሳነን እቲ ቤት ምኽሪ ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ…

ክሳብ ሕዚ ንግድብ ህዳሰ ዝውዕል 18 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ከምዝተኣበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል 18 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ካብ ህዝቢ ከምዝተኣበ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት መተሓባበሪ ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤት ፅሕፈት ፍቅርተ ታምር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ “ዓብዪ…

ናይ ትካል ህንፀት ትልሚና ዕዉትነቱ ዝረጋገፅ ብወሳኒ ተሳትፎ ጥንኩራት ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ትካል ህንፀት ትልሚና ዕዉትነቱ ዝረጋገፅ ብወሳኒ ተሳትፎ ጥንኩራት ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ "ተጋድሎ ደቂ ኣንስትዮ ንሰላምን ፍትሒን"…