ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጀርመን በርሊን ዓመታዊ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን በርሊን በቢዓመቱ ዝካየድ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም (ITB) ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኤግዚቢሽን÷ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ፍሉጣት ኩባንያታት ቱሪዝምን ሃገራትን ዘለወን መብፅሒን ግልጋሎት ቱሪዝምን ዘፋልጡሉ መድረኽ ኢዩ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ኣብ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል መናእሰይ ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ ሶቺ እናተኻየደ ኣብ ዝከብ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል መናእሰይ ኢትዮጵያውያን ይሳተፉ ኣለዉ ይርከቡ። ኣብቲ ፌስቲቫል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 20 ሺሕ መናእሰይ እናተሳተፉ ይርከቡ። ኣብቲ ፌስቲቫል…
ጥዕና ትራማዶል ግቡእ ብዘይኮነ መገዲ ምጥቃም ንሃንደበታዊ ሞት ከምዘቃልዕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራማዶል ካብ ፍቓድ ሓኪም ወፃእ ብሓደ ግዘ ኣብዚሕኻ ምውሳድ ካብ ሃንደበታዊ ሞት ክሳብ ቀፃልነት ዘለዎም ፀገማት ጥዕና ዘቃልዕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ትራማዶል ዝተብሃለ ግዚያዊ ፀረ ቃንዛ ክኒን ግቡእ ብዘይኮነ መገዲ እናተዘውተረን ወልፊ እናኾነን…
ስፓርት ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዕዙዝ ውፅኢት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስኮትላንድ ግላስኮው ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዕዙዝ ውፅኢት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ሚኒስትር ዴኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ባህር ዳር – ጋሸና – ኣላማጣ ዝተዘርገሐ መስመር ብምብጣሱ ሓይሊ ተቛሪፁ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባህር ዳር - ደብረታቦር - ንፋስ መውጫ - ጋሸና - ኣላማጣ ኣብ ዝተዘርገሐ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ላዕለዋይ መመሓላለፊ ሓይሊ መስመር ብምብጣሱ ኣብቶም ከባቢታት ሓይሊ ተቛሪፁ። ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዳይሬክትር መምርሒ ሰሜን ምዕራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ዓ.ም ምግምጋም ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ዓ.ም ምግምጋም ጀሚሩ። እቲ ገምጋም ኣርባዕቲኦም ምሕደራዊን ፍትሒን፣ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ ዓውዲታትን ብዝምልከት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ድሕንነት ሳይበርን ዲጂታል ስግግርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ድሕንነት ሳይበርን ዲጂታል ስግግርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ድሕንነትን ሉኣላዊንትን ሳይበር ኢትዮጵያ ንምሕላውን ሃገራዊ ስነ ምህዳር ሳይበር ኣብ ምጥንኻርን ብስፍሓት ንምዝታይ ዝተሰናደአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ንክለተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣውሮፓ ዩክሬን ብናፃ ጦር መሳርሒ ንኽቐርበላ ክትፅበ የብላን ኢሉ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ብናፃ ጦር መሳርሒ ንኽቐርበላ ክትፅበ ከምዘይግባእ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ኮሚሽነር ዕዳጋ ቲዬሪ ብሬተን ገሊፆም፡፡ እቶም ኮሚሽነር ከምዝሓበሩዎ÷ ዩክሬን ሓደ ሚሊየን ከበድቲ ጦር መሳርሒታት ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ብናፃ ክብርከተላ ክትሓትት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ካራማራ ሉኣላዊነት ንምኽባር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ዓብዪ ዓወት ኢዩ – ነበር ኣባላት ጦር ሰራዊት Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ካራማራ ግዝኣታዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ዓብዪ ዓወት ከምዝኾነ ነበር ኣባላት ጦር ሰራዊት ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያውያን ካብ ዓወት ዓድዋ ጀሚሩ በቢዘበናቱ ኣብ ክብሪን ሉኣላዊነትን ሃገሮም ዘይደራደሩ ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክረምቲ እዚ ዓመት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ተሓሲቡ ምድላው ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዋን ክረምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ተሓሲቡ ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕዋት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተወገነ ከምዝኆነ…