ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነዳዲ ዝልእኻ ሃገራት ምቹእ ዕድል ዕዳጋ ንምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ነዳዲ ዝልእኻ ሃገራት ምቹእ ዕድል ዕዳጋ ንምፍጣር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። “ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ንኣተኣማማኒን ቀፃልነት ዘለዎን ዕድል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣልጀሪያ መበል ሻውዓይ ጉባኤ እተን ሃገራት ተሳሊጡ። 14 ነዳዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን ድሕንነት መርበብን ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሞሐመድ ሳሌም ኣልረሺድ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን ድሕንነት መርበብን ኢትዮጵያ ምስ መሓዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወሓዚ ሩባ ሎጎ ንምልማዕ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀክት ዝለምዕ ወሓዚ ሩባ ሎጎ ንምልማዕ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ቅድመ ምድላው እቲ ፕሮጀክት ተዓዚቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ መበል 45 ዓመት ክብረ በዓል መሪሕ ፓርቲ ጂቡቲ ይሳተፍ ኣሎ Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክልት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ መበል 45 ዓመት ክብረ በዓል መሪሕ ፓርቲ ጂቡቲ ይሳተፍ ኣሎ። ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ድልድል መሻገሪ እግረኛታት ጉድኣት በፂሑዎ Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣራት ኪሎ ከባቢ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳግማዊ ሚኒሊክ ዝርከብ ድልድል መሻገሪ እግረኛታት ጉድኣት በፂሑዎ። ነቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ስዒቡ፥ ካብ ኣምስት ኪሎ ናብ ኣራት ኪሎ፣ ካብ ኣራት ኪሎ ናብ ኣምስት ኪሎ ዝወስድ መገዲ ከምዝተዓፀወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍጥርን እንግዶት መኣዲን ክካየድ ኢዩ Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ፆመ ሮሞዳን ምኽኒያት ብምግባር መርሃ ግብሪ ኣፍጥርን እንግዶት መኣዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተመረፃ ከተማታትን ክካየድ ኢዩ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ “ኢትዮጵያ ተፍጥር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ኣብ ጎደና ንዝነብሩ፣ ተመዛበልቲ፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሲንካ ኣንቲላ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሲንካ ኣንቲላ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን። ድሕሪ ዑደተን ድማ ብህንፀት ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ከምዝተደነቓ ገሊፀን፡፡ ምስ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝገበረኦ ዘተ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ህዝቢና ፈተናታትን ጠለባትን ምስማዕ ቀዳማይ ተግባርና ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ከባቢታ ዝነብር ህዝቢና ፈተናታትን ጠለባትን ምስማዕ ቀዳማይ ተግባርና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ክልላት ደቡብ፣ ደቡብ ምዕራብ፣ ሲዳማን ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ኣቢያተ ህንፀት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር ንኽሰርሑ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ ሪፎርም ትካላት ቤት ህንፀት ክቕፅል ምግባር፣ ምእራም፣ ምህናፅን ግልጋሎት ልምዓት ተሃድሶን ውፅኢታውነትን ምሕላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ቅድመ መከላኸሊ ክታበት መንሽሮ በሪ ማህፀን ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ቅድመ መከላኸሊ ክታበት መንሽሮ በሪ ማህፀን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምሃብ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብዛዕባ እቲ ጉዳይ መግለፂ ዝሃባ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ÷ እቲ ሚኒስተቴር ካብ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ 6 ነጥቢ 4…