ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ጂኦተርማል ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ (ጂኦተርማል) ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ቻም ኡጋላ ኡሪያት ምስ ስፑትኒክ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ስምምዕነት ይዛተያ…
ቢዝነስ መድረኽ ዘተ ጎስጓስ ኢንዱስትሪ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ጎስጓስ ኢንዱስትሪ "ኢትዮጵያ ተፍሪ" ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ይሳለጥ ኣሎ። ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ክልል ኣምሓራ እንድሪስ ዓብዱ፥ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሓደ መነቓቕሒ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ከምዝኾነ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገር ኳታር ዘቲዮም Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀነራል ኣበባው ታደሰን ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገርን መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኳታር ካሊድ ቢን መሓመድ ኣል ኣቲያህ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሓበራዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ቓዛ ብጥምየት ንዝሳቐዩ ዘለው ሰባት ተወሳኺ ሓገዝ ንክኣቱ ኣተሓሳሲባ Desta Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ቓዛ ብጥምየት ንዝሳቐዩ ዘለው ሰባት ተወሳኺ ሓገዝ ንክኣቱ ኣተሓሳሲባ። ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ካማላ ሃሪስ፥ ብውሑዱ ንዝቕፅሉ ሽዱሽተ ሰሙናት ቅልጡፍ ተዅሲ ደው ምባል ክህሉ ኣለዎ ኢለን። እዚ ድማ ኣብ ዕገታ ዘለዉ ዜጋታት ነፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምዘና ትምህርቲ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምዘና ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ÷ "ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓታት ምዘና ትምህርቲን ኣወሃህባ ፈተናን ምልዋጥ፤ ናይ ፅባሕ ትልሚታት ንምዕዋት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ።…
ስፓርት ኣብ ግላስጎ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ 1ይቲ ብምዃን ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ ዝተኻየደ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ድማ ሓምሻይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። እቲ ሻምፒዮና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 ለካቲት ኣብ ርእሰ ከተማ ስኮትላንድ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ብ1 ሺሕን 500 ከምኡ እውን ብ800 ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮን ብ800 ሜትሮን ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ሻምፒዮና÷ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ፍሬወይኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢን ሰራዊትን እንድሕር ተናቢቡ ጉጅለ ፀረ-ሰላም ራዕዲ እናፈጠረ ዝፀንሐሉ ዕድመ ዕድመ ኣይህልዎን – ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ሰራዊትን እንድሕር ተናቢቡ ጉጅለ ፀረ-ሰላም ራዕዲ እናፈጠረ ዝፀንሐሉ ዕድመ ዕድመ ኣይህልዎን ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ማእኸላይ ሌተናል ጄነራል ዘውዱ በላይ ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ እዚ ማእኸከላዊ ካብ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ወለጋ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣምቡሌ እንትበፅሕ ብኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ ተገይሩሉ፡፡ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ድማ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ቡና ንሲዳማ ቡናን 3 ን 0 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ሲዳማ ቡናን ተራኺበን ኢትዮጵያ ቡና 3 ን 0 ብዝኾ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ንኅትዕወት ኣብዱልከሪም ወርቁ፣ ብሩክ በየነን ጊት ጋትኩት(ኣብ ናይ ባዕሉ መረብ)ን…