ዓለም ለኻዊ ዜናታት ልኡኽ ሃማስ ንድርድር ምቁራፅ ተኹሲ ናብ ግብፂ ካይሮ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሃማስ ድርድር ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ናብ ግብፂ ካይሮ ከምዝኣተዉ ተሰሚዑ። ኣብቲ ድርድር ንሽዱሽተ ሰሙናት ዝዘልቕ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክግበር ኢ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ፡፡ ድርድር እስራኤልን ሃማስን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልላት ሲዳማ ፣ ደቡብ ምዕራብ ፣ ደቡብ ኢትዮጵያን ማእኽላዊ ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም፡፡ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ሓበራዊ ዓወት ዝኾነ ዓወት ዓድዋ ኣዚዩ ብዝወቀበን ንኹሉ ብዝውክልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 849 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ ሓመድ) ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዝውዕል 849 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ ሓመድ) ካብ ወደብ ጅቡቲ ናብ ሃገር ከምዝኣተወ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ገሊፁ፡፡ ክሳብ ሐዚ ናብ ኢትዮጵያ ብዝተለኣኸ መዳበሪያ ዝተትሓዘ ትልሚ ልዕሊ 43…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሳተላይት ስለላ ደቡብ ኮሪያ ፅሬት ዘለዎም ምስሊታት ምልኣኻ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ናብ ህዋ ዘሕምበበታ ፈላመይቲ ናይ ስለላ ሳተላይት ፅሬት ዘለዎም ምስሊታት ሰሜን ኮሪያ ብምልዓል ምልኣኻ ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ወር ናብ ህዋ ዝተሓምበበት ሳተላይት፤ ዝተውሃባ ልኡኽቶ ብብቕዓት ምፍፃማ ዝተሓበረ እንትኸውን÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ዘሰልጠኖም 463 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታ ትምህርቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 463 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ወልቂጤ ፋሪስ ደሊል (ዶ/ር)ን ኣባላት ማኔጅመንት እቲ ዩኒቨርሲቲን ሓዊሱ ዕድመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባታት ምብራቕ ጉጂን ምብራቕ ቦረናን ናይ ዝንቀሳቐስ ክንፊ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ይህቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ምብራቕ ጉጂን ምብራቕ ቦረናን ናይ ዝንቀሳቐስ ክንፊ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል እናሃቡ ምዃኖም ተገሊፁ። ኣብ ዞባ ጉጂ ሓላፊ ዘፈር ሎጅስቲክስን ፖለቲካን እቲ ጉጅለ ዝነበረ ገመዳ ዱጎ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም። ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፥ ጉዳፍ ፀጋዬ 8:21.13 ብዝኾነ ሰዓት ውድድራ ብምዝዛም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ህንፀት መንበሪ ገዛ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ልዕሊ 300 ክፍሊታት ዝሕዝ በዓል ትሽዓተ ደብሪ ህንፀት መንበሪ ገዛ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ህንፀት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን÷ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም መንበሪ ገዛ ንምፍታሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ሓበራዊ ዕላማ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ Desta Mar 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ሓበራዊ ዕላማ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ዘይናታ ደሊያ መጥቃዕቲን ወረራን ፈፂማ ኣይትፈልጥን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ዓወት ዓድዋ ሓበራዊ ሓድነት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ኢሎም Desta Mar 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ዓወት ዓድዋ ሓበራዊ ሓድነት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ኢሎም። ‹‹ዓድዋ ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝብታት›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ሎሚ ዘበን…