ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ብዝተማልአ ኩነታት ይካየድ ኣሎ-ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝተውሃበ መግለፂ።
እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሕጊ ናይ ምኽባር ወፍሪ ብዝተማልአ ኩነታት ይካየድ ኣሎ ኢሉ።
ኣብ ከባቢ ባህርዳር ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ሓይሊታት ፀፅታ እቲ ክልልን ብሓባር ብምዃን…