Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2024

ፓርቲ ብልፅግና  ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ክልላዊ ኮንፈረንስ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና  ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ክልላዊ ኮንፈረንስ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ፍቃዱ ተሰማ፣…

ኣብ መላእ ሃገር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 9 ን 46 ደቒቓን ካብ ከተማ ባህርዳርን ከባቢኡን ወፃእ ኣብ መላእ ሃገር ሙሉእ ንሙሉእ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ሲስተም ብመሰረት ዘጋጠመ ፀገም እቲ ሓይሊ ከምዝተቛረፀ ብምግላፅ፥…

ወሓዚ ሩባ ተከዘ ብምጥቃም ኣብ ወረዳ ኣስገደ ልዕሊ 600 ሄክታር መሬት ብኣሕምልትን ፍረምረን ይለምዕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍትን ሓረስቶትን ክልል ትግራይ ወረዳ ኣስገደ ኣብ ልምዓት መስኖ ይነጥፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ክኢላ መስኖ እቲ ወረዳ ኣይተ ምዕሾ በየነ፥ ሩባ ተከዘ ብምጥቃም ኣብ ጣብያታት ደደቢትን ዓዲ መሓመዳይን ብሰብ ሃፍትን ሓረስቶት ወረዳ ኣስገደ ልዕሊ…

ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብና ግደ ደቂ ኣኒስቲዮ ብዙሕ ፅባቐን መልክዕን ኢዩ ዘለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ መላእ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ መላእ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኣ…

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ሪዞርት ሸበሌ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት ሪዞርት ሸበሌ ዑደት ኣሳሊጦም። ህንፀት እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ብምዝዛም ኣገልግሎት ንክህብ ትፅቢት ዝግበር ኩሉ ንክፍፃም ኣብርሃም በላይ…

ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሕክምናዊ መጥባሕቲ ምልቆ ማህፀን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዕውት ዝኾነ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ምልቆ ማህፀን ይካይድ ከምዘሎ ሜዲካል ዳይሪክቶር እቲ ሆስፒታል ዶክተር አታኽልቲ ገሊፆም። ዛጊድ ብኣዝዩ ከቢድ ፀገም ዝነበረን ትሽዓተ ኣዴታት ዕውት ብዝኾነ መገዲ…

ኣብ ትግራይ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝረተረኸበ ልዕሊ 440 ሚልየን ብር ዝተዓደጉ ናውቲታት ትምህርቲ ይከፋፈሉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝረኸቦ ልዕሊ 440 ሚልየን ብር ሓገዝ ገንዘብ ዝተዓደጉ ናውቲታት ትምህርቲ ከከፋፍል ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እቲ ምክፍፋል ብክፍለ ከተማ መቐለ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ብቐፃልነት ናብ ካልኦት…

ኔትዎርክ ሞያዊያን ደቂ ኣኒስቲዮ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔትዎርክ ሞያዊያን ደቂ ኣኒስቲዮ ፋይናንስ ኢትዮጵያ(ኒውፊን) ብዕሊ ተጣይሹ። እቲ ኔትዎርክ፥ ተረባሕነት ፋይናንስ ደቂ ኣኒስቲዮ ክብ ዘብል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብምትሕብባር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ዝተጣየሸ ኢዩ ተባሂሉ። ደቂ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ በዓል 3ን 5ን ደብሪ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ  ኣጀሚረን። ካብ ከባቢ ለቡ ንዝተልዓሉ ነበርቲ፣ ዓቕሚ ዘይብሎምን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ዝኸውን ኣባይቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ኣብ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ኣዳባ ትማሊ ምሸት ኣስታት ሰዓት 2፡00 ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ። ሓላፊ ክፍሊ ትራፊክ እቲ ዞባ ኮማንደር ከማል ኣማን፥ እቲ ሓደጋ ዘጋጠመ ካብ ጉብሳ ናብ ኣዳባ እኽሊ ብምፅዓን እንትጓዓዝ…