Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2024

ቀዳማይ ዕላማና ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምችውቲ ንምግባር ዘለና ቆራፅነት ምዕዋት ኢዩ- ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዕላማና ኣዲስ ኣበባ ንናብራ ነበርታ ዝተመቸወትን ሰሓቢትን ከተማ ንምግባር ዘለና ቆራፅነት ምዕዋት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን መራሕቲ ፕሮጀክት ልምዓት ኮሪደር…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ናይ ሰብኣዊነትን ምሕረትን ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞስኮ ድሕሪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ናይ ሰብኣዊነትን ምሕረትን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ኣዳራሽ ከተማ ክሮከስ ዝተፈፀመ መይቃዕቲ ስዒቡ እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ “ኣተሓሳስባታት…

ኢንዱስትሪታት ዘጋጥሙዎም ማሕለኻታት ንምፍታሕ ክስራሕ ኢዩ – አይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዘጋጥሙዎም ማሕለኻታት ንምፍታሕ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምውዳድ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ አይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆመም፡፡ እቶም ሚኒስትር ከይዲ ምፍራይ ተሽከርከርቲ ሳፋሪ ዝርከበሉ ብርኪ ተዓዚቦም፡፡ ኣብ እዋን…

ሰላም ንምሕላው ንዘተ ቅድሚት ምሃብ ወሳኒ ኢዩ – ኣምባሳደር ምስጋኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ ክልተኣዊ ርክብን እዋናዊ ጉዳያትን ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጎንፂን ስራሕቲ ምርግጋእን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኤን ዊኮክሲ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብ ዘተኦም÷ ርክብ…

ኣሲዳማ ሓመድ ብኖራ ብምሕካም መፍረያይነት ምዕባይ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሲዳማ ሓመድ ብኖራን ካልኦት ዝተዋደዱ ስራሕቲ ብምሕካም መፍረያይነት ምዕባይ ከምዝግባእ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፁ፡፡ ኣሲዳማ ሓመድ ብኖራ ብምሕካም መፍረያይነት ንምዕባይ ተሓሳቢ ዝገበረ ስነ-ስርዓት መጀመሪ መርሃ ግብሪ “ጥዕና…

ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣዘነ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ባህርዳር ከተማን ኣለልኝ ኣዘነ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ባህርዳር ከተማ ከምዝሓበሮ፤ ኣለልኝ ብጉድኣት ምኽንያት ካብታ ጋንታ ተፈልዩ ናብ ትውልዲ ቦቱኡ ኣርባ ምንጭ ንዕረፍቲ ዝኸደ…

ኩባንያ ሳይመንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣማራፅታት ልምዓት ኢነርጂ ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢነርጂ ሳይመንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣማራፅታት ልምዓት ኢነርጂ ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር፣ኢ/ር)ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስቴፋን ኣወርን ተወካሊ እቲ ኩባኒያን…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 85 ቢልየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 85 ነጥቢ 9 ቢልየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝሃበ ኮምሽን ኢንቨስትመንት እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ሓደ ማእኸልን…

ሌሴቶ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሌሴቶ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ድሌት ከምዘለዎ ኣምባሳደር ሌሴቶ ኣብ ኢትዮጵያ ንቺዩዋ ሴኬቴ ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ንቺዩዋ ሴኬቴ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ብሓባር ምስራሕ ኣብ…

ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ  ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ንኣመራርሓ ፖሊስ ትግራይ ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ንኣመራርሓ ፖሊስ ክልል ትግራይ ስልጠና ኣብ መቐለ ይህብ ኣሎ። እቲ ስልጠና፥ “ ግደ ኣመራርሓ ኣብ ውፅኢታዊ ኣገልግሎት ፖሊስ” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…