ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ካብ ዝጀመርናሉ እዋን ኣትሒዙ ከም ሃገር ወሳኒ ስጉሚታት ተጓዒዝና ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ካብ ዝጀመርናሉ እዋን ኣትሒዙ ከም ሃገር ወሳኒ ስጉሚታት ተጓዒዝና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ…