ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ሳምቡእ ንምግታእ ብዙሓት ስራሕቲ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ሳምቡእ ንምግታእ ብዙሓት ስራሕቲ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሳምቡእ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 27 ግዘ "ብርግፅ ዝርገሐ ሕማም ሳምቡእ ምግታእ ንኽእል ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረተ ልምዓት ብሄራዊ ፅሬት ካብ ሞንጎ ዝሃነፃ ሃገራት ሓንቲ ኮይና Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ጥንኩር መሰረተ ልምዓት ብሄራዊ ፅሬት ካብ ሞንጎ ዝሃነፃ ሽዱሽተ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣድላዪ በጀት ብምስላዕ ትካልት መሰረተ ልምዓት ፅሬት ምህናፅ ከምዝኸኣለን ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ምሃብ ውሳነ ደቂ ኣንስትዮ ንምድንፋዕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ክቕፅል ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ምሃብ ውሳነ ደቂ ኣንስትዮ ንምድንፋዕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ክቕፅል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣገንዚበን። ብኣተሓባባራይነት ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት፣ ዩ ኤን ውሜንን ፋውዴሽን ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስን ካብ ኩለን ከባታት እታ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋ ዘሎ ሃፍቲ ኣልሚዕኻ ኣብ ምጥቃም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋ ዝርከብ ሃፍቲ ኣልሚዕኻ ኣብ ምጥቃም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ኣጠናኺካ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ብኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡኽ ፌዴራል ኣብ ክልል ዓፋር እናገበሮ ዝፀንሐ ናይ ሓገዝ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ ዘለዎም ወገናት ምስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኩልና ብዝኸኣልናዮ መጠን ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ ዘለዎም ወገናት ምስራሕ ከምዝግባእ” ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣገንዚበን። ዓለም ለኸ መዓልቲ ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮን መርሃ ግብሪ "መጋቢት ምስ ዲቦራ"ን ኣብ ኣደባባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ክልላት እናካየዱዎ ዝፀንሑ ዑደት ግብረ መልሲ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብተኻታታሊ መዓልቲታት እናተኻዱ ዝፀንሑ ዑደታት ተዛዚሞም፡፡ ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልቲታት ኣብ ሰለስተ ማእኸላት ክል፤ ኣምሓራ ዘካየዶ ዕላዊ ዑደት ኣመልኪቱ ኣብ…
Uncategorized ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር እናተሰርሕ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ "ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲ ኣበባ ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲ ኣበባ ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና "ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ “ማእኸል ሜዲሲን ኒውክለር” ተኸፊቱ Desta Mar 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ “ማእኸል ሜዲሲን ኒውክለር” ተኸፊቱ። እቲ ማእኸል፥ ብፓዮኒር ዲያግኖስቲክስ ማእኸልን “ረዳት ሄልዝ ኬር” ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውቀ ማሕበርን ብዝተብሃሉ ትካላት ኢዩ ተጀሚሩ ተባሂሉ። እቲ ማእኸል ነቲ ኣገልግሎት ዘውፅኦ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሩስያ ዕጡቓት ብዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ዝተጠርጠሩ 11 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Mar 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩስያ ኣብ ጥቓ ከተማ ሞስኮ ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ኮንሰርት ሙዚቃ ዕጡቓት ብዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 143 በፂሑ። ካልኦት ልዕሊ 100 ሰባት ከምዝቖሰሉ እውን ኣገልግሎት ድሕነት ሩስያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ በቲ መጥቃዕቲ…