ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ መስኮ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Desta Mar 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ መስኮ ኣዳራሽ ኮንሰርት ሙዚቃ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ጅምላ ተኹሲ 60 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። ካልኦት ልዕሊ 100 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ። ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ዕጡቓት ክሳብ ሐዚ ከምዘይተፈለጡ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስራሕ ዝጥቀምሉ ሓዱሽ “ዩኒፎርም” ዕላዊ ኮይኑ Desta Mar 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስራሕ ዝጥቀምሉ ሓዱሽ “ዩኒፎርም” ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ዩኒፎርም ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባ ስቪልን ኣገልግሎት ነበርትን ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሪፎርም ዝሰልጠነ፣ ዘበናዊን ስነ ምግባር ዘለዎን ስቪል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ማልታን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝግበር ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Mar 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝግበር ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዘፈልፈሎም ሓበሬታታት ፀፅታ እታ ሃገር ንኽመሓየሽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከቱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዘፈልፈሎም ሓበሬታታት ንምውፋር ኣካላት ፀፅታ ምቹው ኩነታት ብምፍጣር ፀፅታ እታ ሃገር ንኽመሓየሽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከቱ ተገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ኣፈፃፅማ ትልሚ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ንምፍታሕ ንኹሉ ዝሓቁፍን መካተቲን ዘተ የድሊ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ንምፍታሕ ሱዳናውያን ብበዓልዋናነት ዝሳተፉሉ ኣፊሪካ ዝመርሖ ንኹሉ ዝሓቁፍን መካተቲን ዘተ ከምዘድሊ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ሚኒስትሩ በአፍሪካ ሕብረት ማዕቀፍ በሰላም እና ደህንነት ምክር ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣህጉር ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ማይ ንኽረጋገፅ እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብሄራዊን ብብርኪ ኣህጉርን ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ማይ ንኽረጋገፅ ግደኣ እናተዋፀአት ምዃና ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ማይ "ውሃ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓለም ለኸ ትካላትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ህንፀት ‘ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ’ እናተቀላጠፈ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብመርሃ ግብሪ ገበታ ንትውልዲ እናተሃነፀ ዝርከብ 'ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ' ከይዲ ህንፀቱ እናተቐላፀፈ ምዃኑ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ተዛሪበን። ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ ብፕሮጀክት ገበታ ንትውልዲ ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘይኮነ ተመልኪቱ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)7 መጋቢት 2016 ዓ.ም ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘይኮነ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ምስቲ ጉዳይ ተተሓሒዙ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዘህነፆ ማእኸል ኢኖቬሽን ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብምትሕብባር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኮሪያ (ኮይካ) ዘህነፆ (ኢኖቪስ ኬ ኢትዮጵያ) ዝተብሃለ ማእኸል ኢኖቬሽን ኣመሪቑ። እቲ ማእኸል ኣብ ውሽጢ ኣይሲቲ ፓርክ ዝተሃነፀ እንትኸውን÷ ንስታርት ኣፕታትን ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ሳንቡእ ንምዕጋት ዝተትሓዘ ትልሚ ንምዕዋት ርብርብ የድሊ ተባሂሉ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሳንቡእ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ ንምዕጋት ዝተትሓዘ ትልሚ ንምዕዋት ኣብ ቀፀልቲ ሸውዓተ ዓማውቲ ጠመተ ተዋሂቡ ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። መበል 18 ዓመታዊ ጉባኤ ምርመራ ሳንቡእ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ሚኒስትር…