ቢዝነስ ቻይና ኣብ ዓውዲ መፍረዪ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ከምተጠናኽር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛኦ ዚዩዋን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲአን ሃገራ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ኣይተ መላኩ ኣለበል÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒ ራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ- ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ Desta Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንሰራዊት ዝረብሕ ወናኒራእይ ዝኾነ ትካል ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። እቲ ሓይሊ ኣየር ብስም ሰራዊት ተጣይሹ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ምስ ዝኣተወ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ ዕቤት ተመዝግብ ኣላ ክብሉ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ዘውፀኦ ናይቶም ገዛኢ ባንኪ ፅሑፍ፤ እታ ሃር ኣብ ስነ-ምህዳር ዲጂታል ፋይናንስ እመዝገበቶ…
ስፓርት ደቡብ አፍሪካዊ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃታይ ክፍሊ ምክልኻል ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካን ጋንታ ካይዘርን ዝኾነ ሉክ ፍሉርስ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ። ጋንትኡ ከምዝሓረቶ÷ ወዲ 24 ዓመት ተኻኻላይ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብታ ወረዳ ጣቢያ ቢጣ ጨጋ ከባቢ ዳራ ትማሊ ኣጋምሸት ሰዓት 8፡30 ዘጋጠመ ዝኾነ ሓበሬታ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሮ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ Desta Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብዙሓት ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸብሉ ፅባሕ ዝኽበር እንትኸውን፥ ንዝቕፅሉ ክልተ መዓልታት ኣብቲ ከባቢ ከምዝኽበር ተገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓን ንምርግጋፅ ዝውዕሉ ሽዱሽተ ፕሮጀክታት ንምትግባር ከምዝውዕል ተገሊፁ፡፡ እዋናዊ…
ስፓርት ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ቼልሲ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ 4 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ቼልሲ ተዓዊታ። ኣብ መበል 30 ሰሙን ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ምሸት 4፡15 ዝተራኸባ እንትኾና÷ ቼልሲ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ንኽቕፅል ዝዓለመ ሰልፊ ኣብ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ንኽቕፅል ዝዓለመ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ። "ንምዕባለ ሃገር ብሕብት ዘብዒ ክንከውን ኢና!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣደባባ ለገሃር እናተኻደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ÷ ነበርቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ Desta Apr 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ካልኣት ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን…