Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2024

ባንኪ ዓለም ኣገልግሎት ጥዕና ገፀር ማሕበረሰብ ተበፃሒ ንምግባር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ካብ ከተማ ርሒቖም ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ገፀር ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ብመንግስቲ ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ብሚኒስቴር ጥዕና እናተተግበሩ ዝርከቡ ተበፃሕነት ማሕበረሰብ ሓቆፍ…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስሴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፈ ይርከብ።…

በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ-ቁጠባዊ ረብሓ ንምግባር ይስራሕ ከም ዘሎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ፍልፍል ማሕበረ ቑጠባዊ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ንምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ቱሪዝም ይሰርሕ ከምዘሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ኣፍሊጡ። እቲ ዩኒቨርስቲ ነዚ ዘፍለጠ ኣብ ምዕቃብ ታሪኽን ሓድግታትን ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ…

99 ኢትዮጵውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 99 ዘይሕጋዊ…

99 ኢትዮጵውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 99 ዘይሕጋዊ ፍልሰተኛታት ካብ ባቡር ጣቢያ ነጋድ ናብ ኢትዮጵያ ክምለሱ ምግባሩ ገሊፁ። እቶም ዜጋታት ንምምላስ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ትካል ዓለም…

ኣብ ደቡብን ምብራቕን ሊባኖስ ንዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢታት ደቡብን ምብራቕን ሊባኖስ ዘሎ ፀገም ፀፅታ እናተበኣኣሰ ብምምፅኡ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ንዜጋታቱ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ÷ ብፍላይ ኣብ ደቡብን ምብራቕን ከባቢታት ሊባኖስ…

ራፋዬል ቫራን ጫማ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይን ጋንታታት ሪያል ማድሪድን ማንቼስተር ዩናይትድ ራፋዬል ቫራን ፀወታ ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ፡፡ ቫራን ኣብ ዝሓፈ ክረምቲ መስኮት ዝውውር ንጋንታ ማቼስተር ዩናይትድ ብምልቃቕ ናብ ጣሊያናዊት…

ዓለም ንዅናት እተጥፈኦ ሃፍቲ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ክተውዕሎ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ሉላ ዳ ሲልቫ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ዓለም ንዅናት እተጥፈኦ ሃፍቲ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ክተውዕሎ ኣለዋ ክብሉ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ገሊፆም። ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ይቕፅል ኣሎ።…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊ ሓበራዊ ጉዳያት ኣብ ዝጠልቡ ዛዕባታት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ጥንኩር…

በዓል ዳሜራ መስቀል ዝኽበረሉ መስቀል ኣደባባይ ናይ ምፅራይ ስራሕ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መስቀል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባር መስቀል ኣደባባይ ናይ ምፅራይ ስራሕ ኣሳሊጡ፡፡ ኣብቲ ስራሕቲ ፅሬት ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃይማኖታትን ምእመናንን ተሳቲፎም፡፡

ብኤሌከትሪክ ንዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ዝገጣጥሙ ኣፍረይቲ ከምዘተባበዕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፥ ብኤሌከትሪክ ንዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ዝገጣጥሙ ኣፍረይቲ ከምዘተባበዕ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣሸብር ባልቻ (ኢ/ር)፥እተን ተሽከርከርቲ ኣብ ረብሓ ንክውዕላ ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ኣፍረይቲ ንምትብባዕ…