ቢዝነስ ጉዳይ ቀረፅ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣትዋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ Desta Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ሙሉእ ንሙሉእ ተገጣጢመን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣትዋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ 15 ሚኢታዊ ቀረፅ ጉምሩክ ዝቑረፀለን ዝነበረ 5 ሚኢታዊ ንክኸውን ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሓላፊ መምርሒ ፖሊሲ ታክስ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ሙላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽልማት ፎረም ኢንቨስትመንት ስማርት ከተማታት ኣፍሪካ ተበርኪቱሉ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽልማት ፎረም ኢንቨስትመንት ስማርት ከተማታት ኣፍሪካ ተበርኪቱሉ። እቲ ሽልማት ብልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታን ንኣጋይሻን ምችውቲን ትስማዕማዕን ንምግባር ኣብ ሓፂር እዋን ዝተረኸበ ዘዕግብን ውፅኢታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢትን ሲምፖዚየምን “ኢትዮ- ግሪን ሞቢሊቲ 2024” ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኢትዮ- ግሪን ሞቢሊቲ 2024" ዝተሰመየ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢትን ሲምፖዚየምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሁዋንጃን ተኸፊቱ። ህንፀት ሓምለዋይ ትራንስፖርት ንምብርትታዕን ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ዓውደ ምርኢትን ሲምፖዚየምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ምስታፎም ንምንታይ ኣድለየ? Desta Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ብምቕሓት ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም መናእሰይ ምስታፎም ዘድለየሉ ምኽኒያታት ብቐንዱ፦ መናእሰይ ኣብ ጎንፂን ዘይምርድዳእን ብዝበለፀ ተጎዳእቲ ብምዃኖም መናእሰይ ኣብ ምጣነ ስነ ህዝቢ ኢትዮጵያ ልዕሊ ሲሶ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንዓውዲ ጥዕና ዝገብሮ ደገፍ ንከጠናኽር ተሓቲቱ Desta Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ሓዳሽ ተሸያሚት ካንትሪ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ሚሪያም ሳሊም ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ሓቢርካ ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብርና ክላስተር ዝተውሃቦ ጠመተ ልዑል ለውጢ የምፅእ ኣሎ-ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግብርና ክላስተር ዝተውሃቦ ጠመተ ልዑል ለውጢ የምፅእ ኣሎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ተምሳሌት ሰላም ዝኾነት ወረዳ ደጀን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ንፈለማ እዋን ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ኣህጉር ዝስንጥቕ ሚሳኤል ፈፂማ Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንፈለማ እዋን ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ኣህጉር ዝስንጥቕ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ኪዬቭ ኣፍሊጣ። እቲ መጥቃዕቲ፥ ዩክሬን ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ብመሰረት ዝሃብዎ ፍቓድ ኣሜሪካ ስርሓት ሚሳኤላት ብምጥቃም ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ንዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ ጉጅለታት ግብረ ራዕዲን ፅንፈኛን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝፍፅምዎ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ጉጅለታት ግብረ ራዕዲን ፅንፈኛን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝፍፅምዎ ጭካነ ዝተመልኦ ተግባር ኣውጊዙ። ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ ኣብቲ ክልል ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ…
ስፓርት ውድድር ሻምፒዮና ብሽክሌታ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ብኽልቲኡ ፆታ ተኻይዱ Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ሻምፒዮና ብሽክሌታ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ብኽልቲኡ ፆታ ማውንቴን ሎሚ ሓሙስ ቐፂሉ ተኻይዱ። እቲ ውድድር፥ 85 ኪሎ ሜትር ርሕቐት ዝሸፈነ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ማውንቴን ደቂ ተባዓትዮ ብሰዓት 34.24 ኪሎ ሜትር ዝተሓንበቡ እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ዝተጀመረ መስርሕ ዲሞቢላይዜሽን ኣፈላላይ ብሰላማዊ ዘተ ንምፍታሕ ዘሎ ድልውነት ዘረጋግፅ እዩ -ብ/ጀነራል ደርቤ ሞኩርያ Desta Nov 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ዝተጀመረ ምፍታሕ ዕጥቂን ዳግመ ፅምበራን ነበር ተዋጋእቲ ክልል ትግራይ ኣፈላላይ ብሰላማዊ ዘተ ንምፍታሕ ዘሎ ድልውነት ዘረጋግፅ እዩ ክብሉ ምክትል ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ብርጋዴር ጀነራል ደርቤ ሞኩርያ ገሊፆም። እቲ ምፍታሕ…