Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2024

ሃድያ ሆሳእና ንድሬዳዋ ከተማ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳእና ንድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ዛመዝጊባ፡፡ ሃድያ ሆሳእና ንኽትዕወት ሰመረ ሃፍተይ ኣብ መበል 48 ደቒቕ ሸቶ ኣመዝጊቡ፡፡ ምሸት ሰዓት 1 ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ምስ…

ቀ/ሚ ኣማዱ ኡሪ ባህ ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ ኣህጉራዊ ሻምፒዮና ፅዋዕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ ኢድ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ጊኒ ኣማዱ ኡሪ ባህ ኣብ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ ኣህጉራዊ ሻምፒዮና ፌዴሬሽን ኩዕሾ ኢድ 2024 ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ስፖርት ኣካዳሚ እንትበፅሑ…

ካብ ጥሜት ናፃ ዓለም ንምፍጣር ኣብ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ምድሃብ ይግባእ – ገርድ ሙለር

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጥሜት ናፃ ዓለም ንምፍጣር ኣብ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ምድሃብ ይግባእ ክብሉ ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሕመ (ዩኒዶ) ገርድ ሙለር ገሊፆም፡፡ “ኢንቨስትመንት ምስፍሕፋሕ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኢትዮጵያ…

ስራሕቲ ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ናብ ተግባር ንምእታው ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱምን መቓብር ቦታ ነገስታትን ናብ  ተግባር ንምእታው ስምምዕነት ውዕሊ ፅገናን ርኽክብ ቦታን ተኻይዱ። በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ሓወልቲ ኣኽሱም ቁፅሪ ሰለስተን ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ናይ ነገስታት መቓብርን ንምፅናዕን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሴራሊዮን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳ ባዮ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓለለፉዎ መልእኽቲ÷ “ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሴራሊዮን ጁሊየስ…

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም ክካየዱ ኢም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ውድድራት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ዝካየዱ እንትኾኑ ኢንተር ሚላን ምስ ኣርሴናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ ኢዮም። ምሸት ሰዓት 2 ን 45 ቤልጂየማዊት ጋንታ ክለብ ብሩጅ ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ…

ኣምባሳደሮች ኣብ ከይዲን ደረጃን ግድብ ህዳሰ ከምዝተደነቑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ብከይዲ ህንፀትን ዝበፅሐሉ ደረጃን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሕዳሴ ከምዝተደነቑ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም። እቲ ዑደት ኣመልኪቶም ምስ ፋና…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ንዶናልድ ትራምፕ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዶናልድ ትራምፕ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ብምምራፆም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ቀፃሊ ርክብ ክልቲአን…

ነበር ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ ወት እናተቓረቡ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ እናተኻየደ ዝርከብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሪፐብሊካን ነበር ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ ወት እናተቓረቡ ይርከቡ፡፡ ክሳብ ሕዚ ብዘለዎ ውፅኢት ዶናልድ ትራምፕ ንዴሞክራት ካማላ ሃሪስ ብሰፊሕ ብምምራሕ ፕሬዚዳንት ንምዃን ዘኽእሎም ድምፂ…

ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፃመርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ እናተኻየደ ዝርከብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዝዕወት ሰብ ዓለም ብሃንቀውታ ትፅበ ኣላ። ክሳብ ሕዚ ብዘሎ ውፅኢት ድማ ሪፐብሊካን ዶናልድ ትራምፕ ንዴሞክራት ካማላ ሃሪስ ብሰፊሕ እናመርሑ ይርከቡ፡፡