ዓለም ለኻዊ ዜናታት ማእከላዊ ባንኪ ሩሲያ ዕድጊት ዶላር ኣሜሪካ ደው ንክብል ገይሩ Desta Nov 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእከላዊ ባንኪ ሩሲያ ዕድጊት ዶላር ኣሜሪካ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ እዚ ዓመት ደው ንክብል ገይሩ። ዓቕሚ ሸርፊ ወፃኢ ሩሲያ ምድኻሙ ስዒቡ ነዚ ውሳነ ከምዝሃበ ተገሊፁ። ትማሊ ሓደ ናይ ኣሜሪካ ዶላር ብ114 ሩብል ይሽየጥ ከምዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣብ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Nov 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣብ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ብሚኒስትር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ጆርጂዮ ሲሊ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…
Uncategorized ኤግዚብሽን ስእሊ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳይንስ ሙዝዬም ተኸፊቱ Desta Nov 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ዓመት በዓል ምስረታ ፓርቲ በልፅግና ምኽኒያት ብምግባር ኤግዚብሽን ስእሊ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳይንስ ሙዝዬም ተኸፊቱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ምክልትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ምክልትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ተመስገን ጥሩነህ፣ ብመዓርግ…
ስፓርት ሊቨርፑል ኣብ ውድድራት ቻምፒየንስ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ይመርሑ ኣለዉ Desta Nov 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓት 5፡00 ለይቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ሪያል ማድሪድ 2 ን 0 ተዓዊቱ። ንጋንታ ሊቨርፑል ማክ ኣሊስተርን ኮዲ ጋክፖን ነተን ሸቶታት ንሕድሕዶም ኣቑፂረሙወን። ጋንታ ሊቨርፑል ክሳብ ሐዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት 53 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ከምዝተኣከበ ተገሊፁ Desta Nov 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት 53 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተኣኪቡ ናብ ጎዶ ምእታዉ ሚኒስትር ግብርና ኣፍሊጡ። ኣፈፃሚ ስራሕ መምርሒ ልምዓት ዝራእቲ እቲ ሚኒስቴር ኢሳይያስ ለማ፥ ካብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ዘራእቲ 607 ሚሊየን ኩንታል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ዘጋጠማ ዕስለ ኣዕዋፍ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕ ሄክታር ዘራእቲ ምሸላ ጉድኣት ከምዘብፅሓ ተገሊፁ Desta Nov 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ሓደጋ የብፅሓ ዘለዋ ዕስለ ኣዕዋፍ ኣብ ሓረስታይ ዝለዓለ ስግኣት ፈጣረን ከምዘለዋ ተገሊፁ። መበገሲአን ካብ ክልል ኣምሓራ ከባቢታት ኮምቦልቻን ሽዋ ሮቢትን ከም ዝኾና ዝንገረለን ብልምዲ “ዑፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 66 ስሩዓት ዘይኮኑ ስደተኞች ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)66 ስሩዓት ዘይኮኑ ስደተኛታት ብክልተ ዙር በረራ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝተገበረ እቲ ኤምባሲ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ብምትሕብባር ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ምስ ኢንስፔክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ጀነራል ኣተም ማሮል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ምስ ምስ ኢንስፔክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ጀነራል ኣተም ማሮል ተዛቲዮም። ክልቲኦም ወገናት ኣብቲ እወን ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ትካላት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን መጋቢት 2021…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉራዊ ኮንፍረንስ ሰላም ሪፎርምታት ዘምፅኡዎ ለውጢ ምርኣይ ተኻኢሉ ኢዩ – ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ኣህጉራዊ ኮንፍረንስ ሰላም ሪፎርምታት ዘምፅኡዎ ጭቡጥ ለውጢ ምርኣይ ዝትኽኣለሉ ዕዉት መድረኽ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱኣለም ገሊፆም፡፡ "ዝማዕበለትን ሰላማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ጉባኤ ሸርፓስ ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ጉባኤ ሸርፓስ (ሶስ-ሸርፓስ) ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ከተማ ኢካተሪንበርግ ተጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ብሩሲያ ኣቦ መንበርነት ዝተገበረ ናይ መወዳእታ ኣኼባ ንምግምጋም ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሼርፓ ሩሲያን ኣቦ…