Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2024

ኢትዮጵያ ድንበር ተገርቲ ገበናት ንምክልኻል ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ማእኸል ኦፕሬሽን ዞባዊ ድሕንነት (ሮክ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ም/ኮሚሽነር ጀነራል መላኩ ፋንታ ኣብ ዝገበሩዎ መኽፈቲ መደረ÷ ሮክ ብዛዕባ ስደትን ተተሓሓዝቲ…

ሕብረተሰብ ምስጢር ቁፅሪ ባንኪ ብምቕባል ካብ ናይ ውልቀ ሰባት ኣካውንት ብር ካብ ዝዘርፉ ገበነኛታት ንኽጥንቀቕ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባንኪ ከምዝተደወለ ኣምሲሎም ዝተፈላለዩ ስልኪታት ብምጥቃም ናይ ውልቀ ሰባት ምስጢር ቁፅሪ ባንኪ ብምቕባል ብምጭብርባር ካብ ውልቀሰባት ኣካውንት ብር ካብ ዝዘርፉ ገበነኛታት ሕብረተሰብ ክጥንቀቕ ከምዝግባእ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ፡፡…

ሓረስቶት ወረዳ ሓውዜን ካብ ምእካብ ምህርቲ ብተወሳኺ ኣብ ልምዓት መስኖ እናነጥፉ ከምዝርከቡ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓረስቶት ዝተፈላለያ ጣብያታት ወረዳ ሓውዜን ካብ ምእካብ ምህርቲ ብተወሳኺ ኣብ ልምዓት መስኖ እናነጥፉ ከምዝኾኑ ገሊፆም። ካብ ልምዓት መስኖ ብዝግባእ ተጠቀምትን ኣብ መነባብሮኦም ለውጢ እናርኣዩ ከም ዝመፅኡን ዘዘኻኸሩ ሓረስቶት እታ ወረዳ÷ ነዚ ኣብ…

ኣብ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ካብ ዑደተኛታት ልዕሊ 3 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተተለመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ሓድግታት ኣኽሱም ካብ ዝበፅሑ ዑደተኛታት ልዕሊ 3 ሚሊዮን ብር ኣታዊ ንምርካብ ተተሊሙ ኣሎ። ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ንምኽባር ምድላዋት ተወጊኑ ኣጋይሽ ናብታ ከተማ ምእታው ከምዝጀመሩ ሓላፊ…

ህንዲ ንመመሓየሺ ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ንመመሓየሺ ቁጠባዊ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ብማዕቐፍ ብሪክስ ኣቢላ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኣኒል ኩማር ራኢ ኣረጋጊፆም፡፡ ህንድ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ልምዓትን ካልኦት…

ዕጥቂ ተሓንጊጦም ኣብ ጫካ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ሓይሊታት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር ቀበሌ ንካሻ ገብርኤል ዕጥቂ ተሓንጊጦም ኣብ ጫካ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ሓይሊታት ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ተቐቢሎም፡፡ ኣብቲ ከባቢ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝምራሕ ኮማንድ ፖስት ብዝገበሮ…

ኣብ ሶማሊያ ዝግበር ምውፋር ሓይሊ ድሕንነት እቲ ዞባ ብዘረጋግፅ መልክዑ ክኸውን ኣለዎ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ኣብ ቀፃሊ ዝግበር ምውፋር ሓይሊ ልኡኽ ስግግር ምኽባር ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ (ኣትሚስ) ድሕንነት እቲ ዞባ ብዘረጋግፅ መልክዑ ክኸውን ከመምዝግበኦ ሙሁራን ዓለም ርክብ ኣገንዚቦም። እቲ ምውፋር ብጥንቃቐ እንድሕርዘይተመሪሑ ኣብ ድሕንነት…

መበል 89 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 89 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣመልኪቱ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ፎረም ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ ፎረም መራሕቲ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካን ዝተፈላለዩ ወታደራዊ…

ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ እስራኤልን ሂዝቦላህን ምትግባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሂዝቦላህን ትማሊ ብዝገሩዎ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ መሰረት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ ምትግባር ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ፡፡ ካቢኔ ፀፅታ እስራኤል ትማሊ ብዝገበሮ ዘተ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ከምዝወሰነ ይፍለጥ፡፡ ኲናት እስራኤልን…

ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሊቨርፑል ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ልዑል ትፀቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም እንትካየዱ ሊቨርፑልን ሪያል ማድሪድን ኣብ ኣንፊልድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ሰርቢያዊት ጋንታ ሬድ ስታር ቤልግሬድ ምስ ጀርመናዊት…