Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2024

ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከምዝፈፀመ ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ እስራኤልን ጉጅለ ዕጡቕ ሊባኖስ ዝኾነ ሂዝቦህን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እስራኤል…

መበል ሓምሻይ ዓመት በዓል ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ዓመት በዓል ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ክልል ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ እቲ በዓል፥ “ልዕልነት ሓሳብ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ…

ኣትሌት ሃምሳ ኣለቃ የወርቅ ውሃ ጌታቸው ንምክልኻል ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሃምሳ ኣለቃ የወርቅ ውሃ ጌታቸው ንምክልኻል ኢትዮጵያ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ። ብኣሰናዳእነት ናይጀሪያ ኣብ ከተማ ኣቡጃ እናተኻየደ ዝርከብ 2ይ ፌስቲቫል ስፐርት ሓይሊታት ጦር መላእ ኣፍሪካ እናቐፀለ እንትኸውን÷ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ጋንታ…

ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ 8 ነጥቢ ኣስፊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ ስታዲየም ሴንት ሜሪ ብምምራሕ ምስ ሳውዝሃምፕተን ዝገጠመት ሊቨርፑል 3 ን 2 ብምስዓር መሪሕነታ ክተጠናኽር ክኢላ፡፡ ዶሚኒክ ሶቦስላይን ሞሓመድ ሳላህ (2)ን ናይ ሊቨርፑል ሸቶታት እንተመዝግቡ÷…

ኢትዮጵያ 95 ሚኢታዊ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ንምጥቃም ትሰርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓመታት 95 ሚኢታዊ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ኣብ ረብሓ ንምውዓል እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰለስተ መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽንን…

ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ንትገብሮ ፃዕሪ ሓገዞም ከምዝቕፅሉ ዓለም ለኸ ትካላት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ንትገብሮ ፃዕሪ ሓገዞም ከምዝቕፅሉ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ትካላት ገሊፆም፡፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን፣ ተወከልቲ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ትካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ…

መዛዘሚ መድረኽ 5ይ ዓመት ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ መድረኽን ፓናል ዘተን 5ይ ዓመት ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ “ዘሕለፍናዮም ናይ ለውጢ ዓመታት መግለልቲን ዝፈላልዩን…

ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ 75 ሺሕ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ዓብዪ ዝላ ኢዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ 75 ሺሕ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ዓብዪ ዝላ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ክልል ነበር ዕጡቓት ዕላዊ መርሃ…

ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ከምኡ እውን ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኢፕስዊች ፀወተአን ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እውን እንትቕፅሉ ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ከምኡ እውን ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኢፕስዊች ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ሊቨርፑል ድሕ ሰዓት 11 ሰዓት ናብ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ተግባራት ምግባረ ሰናይ ንዝተሳተፉ ኣፍልጦ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተፈላለዩ ተግባራት ምግባረ ሰናይ ንዝተሳተፉ ነበርቲን ውዳበታት ብሎክን እታ ከተማን ኣፍልጦ ሂበን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ ኩለመዳይ ተሳፎ…