ቢዝነስ ካብ መሸጣ ሓይሊ ውሽጢ ሃገር 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ካብ መሸጣ ሓይሊ ውሽጢ ሃገር 8 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ፡፡ ምመሕዳርን ትሕዝቶን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2017 ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ሪሊፍ ዝተብሃለ ዘይሕጋዊ መድሓኒት ካብ ምጥቃም ንኽቑጠብ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሪሊፍ (RELIEF) ዝተብሃለ ዘይሕጋዊ መድሓኒት ካብ ምጥቃም ንኽቑጠብ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣጠንቂቑ፡፡ እቲ በዓል መዚ RELIEF ዝበሃል ዘይሕጋዊ መድሓኒት ኣብ ውሽጡ ዲክሎፌናክ፣ ፓራሲታሞል፣ ክሎረፊኒራሚንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ መቐለ 19 ሕዳር ሓደሽቲ ተምሃሮ ክቕበል ኢዩ Desta Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ዝተመደቡ ሓደሽቲ ተምሃሮ ቀዳማይ ዓመት ካብብ 19 - 20 ን ሕዳር ንክምዝገቡ ፀዊዑ። ዌብሳይት እቲ ዩኒቨርሲቲ e-student website www.mu.edu.et ካብ 13 ሕዳር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፓም ቦንዲ ላዕለወይቲ ዓቃቢት ሕጊ ምምሕዳር ትራምፕ ብምዃን ተሾይመን Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ዝተመረፁ ዶናልድ ትራምፕ ንውርይቲ ዓቃቢት ሕጊ ፓም ቦንዲ ላዕለወይቲ ዓቃቢት ሕጊ ብምግባር ሹመት ሂበን፡፡ ትራምፕ እቲ ሹመት ዝሃቡወን÷ ቅድም ክብል ሕፁይ ገይሮም ዝመረፁዎም ማት ጋኤዝ ብዝተለዓሎም ተቓውሞ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣህጉራዊ ኮንፈረስ ሰላም ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር) እቲ ኮንፈረንስ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብቲ ኮንፈረንስ ተወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ክዕደሙ ኢዮም። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሓለፍቲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ማሕበር ተዛቲዮም። ብፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ኣበራ ቶላ ዝተመርሐ ጉጅለ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ምሃብ ዝተመዝገቡ ዓወታት ብዝምልከት ገለፃ ገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ናብ ስራሕ ንምእታው ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ይካየድ ኣሎ Desta Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ናብ ስራሕ ንምእታው ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ይካየድ ከምዘሎ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኣይተ ፊልሞን ተረፈ ኣፍሊጦም። ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ሰሜን ሪጅን ብምትሕብባር ዝርገሐ መስመር ኢንተርኔት ናይ ምዝዛም ተግባር ከምዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ድሕንነት ሳይበር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክቶሬት ሳይበር ኦፕሬሽን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ክፍሊ ሳይበር ሰራዊት ምክልኻል ጣሊያንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ዳይሬክተር ሳይበር ኦፕሬሽን ሰራዊት ምክልኻል ኮሎኔል ሃገር ኣስቻለ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ስምምዕነት ኣብ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ዝነበረ ኲናት ዝተሳተፈ ኩሉ ዕጡቕ ኣብ መስርሕን ረብሓን ዳግመ ፅንበራ ተረባሒ ከምዝኸውን ተገሊፁ Desta Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ዝተሳተፈ ኩሉ ኣባል ዕጡቕ ክልል ትግራይ ኣብ መስርሕን ረብሓን ዳግመ ፅንበራ(DDR) ተረባሒ ከምዝኸውን ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣይተ ተስፋኣለም ይሕደጎ ገሊፆም። ይኹን እንበር እቲ መስርሕ ብቕደም ሰዓብ ከምዝፍፀም…
Uncategorized ኣብ ቦሌ ፓርክ ኢንዱስትሪ ለሚ ብ200 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ መሰረተ-ልምዓታት ተመቖም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቦሌ ፓርክ ኢንዱስትሪ ለሚ ብ200 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ መሰረተ-ልምዓታት ተመቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም። እቶም መሰረተ-ልምዓታት ንሰራሕተኛታቱ ኣገልግሎት ክውዕሉ ዘህነፆም÷ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዝርከብ ሺንትስ ኢቲፒ ጋርመንት…