ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ፋይናንስ፣ እቶት፣ ፕላንን ልምዓትን ፌዴራልን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 29 መድረኽ ዘተ ፋይናንስ፣ እቶት፣ ፕላንን ልምዓትን ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ እቲ መድረኽ ዘተ ተግባራዊ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ፕሮግራም መመሓየሺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ካሊፎርኒያ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዓ መሪር ሓዘን ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ሎስ ኣንጀለስ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብን ንብረትን ብዘብፀሖ ጉድኣት ዝተሰማዓ መሪር ሓዘን ገሊፃ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ብዝበፅሐ ጉድኣት ኢትዮጵያ ከምዝሓዘነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተፈላልለያ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ዓበይቲ መሻኢኽ ኣብ ኣልነጃሺ ይዛተዩ ኣለዉ Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ዝተፈላልለያ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ዓበይቲ መሻኢኽ ኣብ ኣልነጃሺ ይዛተዩ ኣለዉ። መስጊድ ነጃሺ ንመላእ ዓለም ንምልላይን መስሕብ ቱሪዝም ንምግባርን ዕላማ ኣብ ዝገበረ ሲምፖዚየም ዝሳተፉ ዓበይቲ መሻኢኽ ናብ ከተማ መቐለ ሎሚ መዓልቲ ምእታዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዓልቲ 30 ሚሊየን ሊትሮ ፈሳሲ ዘፃሪ ዘበናዊ መፃረዪ ጣቢያ ፈሳሲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መዓልቲ 30 ሚሊየን ሊትሮ ፈሳሲ ናይ ምፅራይ ዓቕሚ ዘለዎ ዘበናዊ መፃረዪ ጣቢያ ፈሳሲ ቦሌ ኣራብሳ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን፡፡ እቲ መፃረዪ ጣቢያ ናይታ ከተማ ፈሳሲ ናይ ምፅራይ ዓቕሚ ቅድሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ሃንፈሬ ይውገን ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ኣይሳኢታ ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ሃንፈሬ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሕድሳት ካብ ዘድሊ 174 ሚሊየን 585 ሺሕን 826 ብር ክሳብ ሕዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ንምፍላጥ ፅቡቕ ምስላ ክትሃንፅ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ብዝግባእ ኣብ ምፍላጥን ንኻሊእ ዓለም ኣብ ምፍላጥን ፅቡቕ ምስሊ ሃገር ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን፡፡ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣገልግሎት ወለንታ ንመሃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ስርናይ ገይራ ዝብል ሓበሬታ ዝተሰሓሓተ ኢዩ። Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2025 0 ስኑዕ ሓበሬታ ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ጋምቤላ ተዓቒቦም ንዝርከቡ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን ንኽውዕል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም (ደብሊዩኤፍፒ) ዝገበሮ ሓገዝ ንኢትዮጵያ ዝተገበረ ድጋፍ ብዝብል ስኑዕ ሓበሬታ እጋወሐ ይርከብ። መንግስቲ ሩሲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ መስ ሚኒስትር ማሕበራዊ ዕብየት፣ ደገፍ ስድራን ንከያ ድኽነትን ብራዚል ዌሊንግተን ዲያስ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሽዱሽተ ንከባቢታት ሎስ ኣንጅለስ ዘንዱዱ ዘለው ሓዊታት Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢታት ሎስ ኣንጅለስ ብሰንኪ ዝተላዕለ ሓደገኛ ባርዕ ጫካ ክሳብ ሐዚ 10 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ብዙሓት ነበርቲ ካብቶም ከባቢታት ከወፅኡን ኣዋጅ ህፁፅ ግዜ ክእወጅን ምኽንያት ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፓሊሴድስ፣ ኢተን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትማሊ ምሸት ኣብ ደቡብን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ክፍሊታት ኣብ ሰማይ ዝተርኣየ ኣጋጣሚ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔስ ሳይንስ ሶሳይቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 1፡30 ኣብ ከባቢታት ደቡብን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ኣብ ሰማይ ዝተርኣዩ እናተቐፃፀሉ ብልዑል ቅልጣፈ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ እኩባት ቁስ ኣካላት ከምዝተርኣዩ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብቶም…