ስፓርት መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዓወት ኣመዝጊቡ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት 1 ን 0 ተዓዊቱ። እታ ሸቶ፥ ኣዎት ኪዳኔ ኣብ 82 ደቒቓ ኣቑፂሩዋ። ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ይካየድ ኣብ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምኽኒያታዊ ብዘይኮነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ፅዕንቶ ዝፈጥሩ ተግባራት እናተኸታተለ ስጉምቲ ክወሰድ ኢዩ-ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር) Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ምኽኒያታዊ ብዘይኮነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ፅዕንቶ ዝፈጥሩ ተግባራት እናተኸታተለ ስጉምቲ ክወሰድ ኢዩ ክብሉ ሚኒስተር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ቢዝነስ ኢግልድ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢግልድ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ትካል ወ/ሮ የሺመቤት ነጋሽ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልኡ፥ መንግስቲ ቀዳምነት ኣብ ዝሃቦም ዓውዲታት ንዝተዋፈሩ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ጥረ ኣቕሓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ድህረ-ማላቦ ሲኤኤዲፒ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ድህረ-ማላቦ ሓፈሻዊ ፕሮግራም ልምዓት ግብርና ኣፍሪካ(ሲኤኤዲፒ) ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ምስጓም ኩለ መዳይ ሽግግር ስርዓት ግብርና ንዘላቒ ኢኮኖሚያዊ ዕብየትን ሓበራዊ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ናብ ልምዓት ኣብ ልዕሊ ዘይኣዉ ሰብ ሃፍቲ ስጉምቲ ተወሲዱ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ግብርና ንምውፋር መሬት ወሲዶም ናብ ልምዓት ኣብ ልዕሊ ዘይኣተዉ 24 ሰብ ሃፍቲ ስጉምቲ ተወሲዱ። ሓላፊ ቢሮ መሬትን ዕደናን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ካልአዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ እዋን ሓጋይ ኣብ 60 ሺሕ ሄ/ር መሬት ዕቀባ ሓመድን ማይን ክካየድ ኢዩ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝግበር ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ ዘበን እውን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ እያሱ ኣብርሃ(ዶ/ር)፥ ስራሕቲ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣብ ወርሒ ጥሪ መወዳእታ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሎስ ኣንጀለስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 57 ቢሊየን ዶላር ዝግመት ጉድኣት በፂሑ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ገዝኣት ደቡብ ካሊፎሪኒያ ኣሜሪካ ኣብ እትርከብ ሎስ ኣንጀለስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣስታት 57 ቢሊየን ዶላር ዝግመት ጉድኣት በፂሑ። እቲ ባርዕ ሓዊ፥ ልዑል ንፋስ ዝተሓወሶ ከምዝኾነን ሐዚ እውን ብናህሪ ይቕፅል ከምዘሎን ተገሊፁ። ብሰንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ስርዓት ዕዳጋ ውፅኢታት ነዳዲ ፀዲቑ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ጉባኤ ኣዋጅ ስርዓት ዕዳጋ ውፅኢታት ነዳዲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ። ኣካቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ንግዲን ቱሪዝምን ወ/ሮ አይሻ ያህያ፥ መዐደሊ ነዳዲ ዘይተቖራረፀ ኣገልግሎት ንክህባ ንምግዳድ ነዳዲ ኣብ ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝህነፅ ቤተ መፃሕፍቲ ጋምቤላ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ቤተ መፃሕፍቲ ህዝቢ ጋምቤላ ከህነፅ ኢዩ። ፍሉይ ኣማኻሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብርሃኑ ደጀኔ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ካብ ሽይጣት እቲ መፅሓፍ ብዝርከብ ኣታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝሰልጠኑ መበል ሻምናይ ዙር ሰልጠንቲ መገዲ ኣየር ተመሪቖም Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ኢ)ኣብ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝሰልጠኑ መበል ሻምናይ ዙር ሰልጠንቲ መገዲ ኣየር ተመሪቖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ዝተረኸቡ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብርጋዴር ጀነራል ነገራ ለሊሳ፥ ኢትዮጵያ ንዓብዪ ህዝቢ ብዝምጥን መገዲ ትህነፅ ኣላ…