ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ልዕሊ 13 ሚሊየን ኩንታል ምህርቲ ከምዝተኣከበ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኢያሱ ኣብረሃ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ ዘበነ ምህርቲ ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 41 ማእኸላት ምዝገባ ዲጂታል መለለዪ መንነት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 41 ቀወምቲን ተንቀሳቐስቲን ማእኸላት ምዝገባ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት (ፋይዳ) እናተሳለጠ ምዃኑ ኣብ ኢትዮ-ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮ-ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ሙሉ ወልደስላሴ÷ እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሎስ ኣንጀለስ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣዊጁ Gebremariam Weldegerima Jan 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣን ኣሜሪካ ሎስ ኣንጀለስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ 30 ሺሕ ሰባት ከባቢኦም ብምልቃቕ ንኽወፅኡ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ዘጋጠመ ሒደት ሰዓታት ካብ 10 ሄክታር ናብ 2 ሺሕን 900 ሄክታር መሬት ከምዝተስፋሕፈሐ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሓደጋ ራዕዲ መሬት 95 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ምዕራብ ቻይና ግዝኣት ቲቤት 7 ነጥብ 1 ሬክተር ስኬል ዝተመዝገበ ራዕዲ መሬት ህይወት 95 ሰባት እንትቀጥፍ ኣብ ልዕሊ 130 ሰባት ጉድኣት ኣብፂሑ፡፡ እቲ ራዕዲ መሬት ልዕሊ 10 ኪሎ ሜትሪ ዕምቆት ከምዘለዎን ሺጋትሲ ኣብ ዝተብሃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን መኣዲ ኣካፊሉ Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝርከብ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ንዝርከቡ ዓቕመ ደካማታትን ንማሓበራዊ ፀገማት ዝተቓልዑ ወገናትን መኣዲ ኣካፊሉ። እቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተመራፂት መብፅሒት ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተመራፂት መብፅሒት ቱሪዝም ንምግባር ነባር መማፅሕቲ ዓለም ለኸ ደረጃ ንኸማልኡ እናተተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ከተማ ላሊበላ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ልደት ኣብ ዝገበረኦ መደረ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ልደት ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ በተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብተኸተልቲ እቲ እምነት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ካብ ምኽባሩ ብተወሳኺ፥ ማሕበራዊ ርክባት ብምጥንኻር፣ ህያባት ብምልውዋጥን ዝተፀገሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን የገና በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ ዝተሳለጠ እንትኸውን÷ ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ልደት ኣብ ላሊበላ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ታሪኻዊት ከተማ ላሊበላ በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ቤዛ ኩሉ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። ሊቃ-ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሰሜን ወሎ ብፁእ ኣቡነ ኤርሚያስ፣ ብፁኣን ሊቀ-ጳጳሳት፣ ናይ ክብሪ ኣጋይሽ፣ በፃሕቲ ውሽጢ ሃገርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ድሬዳዋን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃርን በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ በዓል ልደት እንትኽበር ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብነት…