ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ልደት እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትፍ ኣብ ዘመሓለፉዎ መልእኽቲ÷ “በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላክ ሰብ ዝኾነሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ምስ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ዝሃነፆም ኣባይቲ ንነበርቲ ተመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ምስ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ዝሃነፆም ኣባይቲን መስርሒ ቦታታትን ንነበርቲ ኣመሓላሊፉ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ÷ ኣብ ክፍለ ከተማታት ለሚ ኩራ፣ ንፋስ ስልክ ላፍቶን ኣቃቂ ቃሊቲን ምስ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር…
Uncategorized በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቂ ሰባት ፍቕሪ ብመሃብን ብምትሕግጋዝን ምኽባር ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ እንተኽብር ንደቂ ሰባት ፍቕሪ ብመሃብ ከምኡ እውን ብምትሕግጋዝን ብሓድነትን ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። ኣቦታት ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ፣ ቤተክርስትያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሁራ ሰለስተ ኣብ ቅነ በዓል ልደት Desta Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሁራ ሰለስተ፥ ኣብ ከባቢታት ኣፅቢን ወንበርታን ብኣብዛሓ ዝፍለጥን ዝፅወትን እዩ። ብዝተፈላለየ ቅድን ውቅዒትን ይፅወት። ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢን ወንበርታን ብፍሉይ ድማ ትሸዓንተ ዓዲ ዳራ፣ 33 ዓዲ ኣፅቢ፣ 12 ዓዲ ወንበርታ ዝፅወት (ዝርገፅ)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ውህብቶ በዓል ልደት ኣበርኪቶም Desta Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ውህብቶ በዓል ልደት ኣበርኪቶም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ መኣዲ ኣካፊሉ Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ መኣዲ ኣካፊለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብዚ ሕዚ እዋን÷ ሓቢርካ ምብላዕን ዝተገሙ ወገናትን ምሕጋዝ ባህል እናኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ማይጨው ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ኣጋጢሙ Desta Jan 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ማይጨው ቀበሌ 03 ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ኣብፂሑ። እቲ ባርዕ፥ ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ከባቢ ሰዓት 8:00 ኢዩ ኣጋጢሙ። ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ኣብ መደብርን መሸጠን ዝነበሩ ናውቲ…