Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2025

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ብምሕላፎም ዝተሰመዐኒ ሓዘን ይገልፅ…

ኣዳማ ከተማ ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ኣብ ስታዲየም ኣዳማ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣብ ዝተገበረ ፀወታ÷ ኣዳማ ከተማ ንኽትዕወት ኦሜ መሓመድ፣ ነቢል ኑሪን ኤሊያስ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉኃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን መላላእ ዓለምን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ሰዓብቲ…

ንምዕባለ ኢትዮጵያ ክንሰርሕ ኢና – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገማት ኣሰራርሓን ኣወሃህባን ኣገልግሎት ብዘላቕነት ብምፍታሕ ንምዕባለ ኢትዮጵያ ተጊህና ክንሰርሕ ኢና ክብላ ከንባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ እታ ከተማ “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኣብ ክልል ትግራይ ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል መሬትን ኣብ ረብሓ ንምውዓል ፕሮጀክት ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብ ክልል ትግራይ ክልል ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል መሬትን ብርኪ ብብርኪ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ዘኽእል ፕሮጀክት ብምሕንፃፅ ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ መስኖን ቆላማ ከባቢን እንድሪያስ…

ብኽነት ኤሌክትሪክ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኽነት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምንካይ ዘኽእሉ ተግባራት እናወገነ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብኽነት ሓይሊ ዘጋጥም ቴክኒካዊን ቴክኒካዊ ብዘይኮኑን ምኽንያታት ከምዝኾነ ኣብ ማእኸል ብሄራዊ መቆፃፀሪ ሓይሊ መካየዲ ስራሕ ኣካውንቲንግን…

ሊቨርፑል ታሪኻዊት ተናሓናሒታ ምስ ዝኾነት ማንቸስተር ዩናይትድ ክትገጥም ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ኣብ መበል 14 ደረጃ ትርከብ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ሎሚ ምሸት ኣብ ሜዳኣ ኣንፊልድ ሮድ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት  65 ግዘ ተራኺበን ማንቸስተር ዩናይትድ 29…

ኣብ ከተማ ባህር ዳር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህር ዳር ትማሊ ምሸት ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ትማሊ ሰዓት 11፡30 መመላለሲት ህዝቢ መኪና መስመር ብምስሓት ብተፃራሪ ኣንፈት እናተጓዓዘት ምስ ዝነበረት ሲኖ ትራክ መኪና ብምግጫዋ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክብረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዳዊት ወልዴን ኣትሌት ሩቲ ኣጋን ኣብ ውድድር ጉያ ማራቶን ሺያሜን 2025 ሪከርድ ብምስባር ተዓዊቶም፡፡ ኣብ ማራቶን ሺያመን 2025 ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ 2:06:06 በዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቅድም ክብልት ተታሒዙ…

ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ባሌ ሮቤ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ባሌ ሮቤ ዘህነፆ መተኣናገዲ ዓማዊል ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ርእሰ ምምሐዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ዋና ፈፃ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰውን…