Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2025

ብዙሓት ፍልስጤማውያን ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ሃማስን ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ፍልስጤማውያን ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም። እስራኤልን ሃማስን  ዝበፅሕዎ ተዓገትትቲ ናይ ምልውዋጥ ስምምዕነት ስዒቡ ኢዩ እቶም ፍሊስጤማዊያን ተመዛበልቲ እስራኤል ተቖፃፂራቶ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ 2 ሺሕ 300 ሊትር ቤንዚን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ልዕሊ 2 ሺሕን 360 ሊትሮ ቤንዚን ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ተግባር ገበን ዝተፈፀመ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 7 ፍሉይ ሽሙ ሰንጋ ተራ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ እንትኸውን÷ ገበን ፈፀምቲ…

ኣገልግሎት ኣምቡላንስ ብነፈርቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኣምቡላንስ ብነፈርቲ ንምጅማር ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ መሪሕ ኣገልግሎት ሕክምና ዶ/ር ኢሉባቦር ቡኖ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ እቲ ኣገልግሎት ንምጅማር ምድላው…

ልዕሊ 590 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 597 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ፍሉያት ዞባታት ኢኮኖሚን ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋን ከምዝኣተዉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ፕሮሞሽንን ማርኬቲንግን…

ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓበይቲ ውሳነታት ዝውሰነሉ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓበይቲ ውሳነታት ዝውሰነሉ ኢዩ ክብሉ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ እቲ…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ካቢኔ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ዲፕሎማሲ እታ ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ሕቶ መሬት ኤምባሲታት…

ቶተንሃም ኣብ ሜዳኣን ኣብ ቅድሚ ደገፍታን ብሌስተር ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ሰዓት 11 ቶተንሃም ምስ ሌስተር ተራኺበን ብዓወት ሌስተር ሲቲ 2 ን 1 ተዛዚሙ፡፡ ቶተንሃም ኣብቲ ሊግ ካብ ዝገበረቶም 23 ፀወታታት 7 ጥራሕ ዝሰዓረት እንትትከውን÷ 13 ፀወታታት ተሳዒራ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጂማ ዓለም ለኸ ከተማ ንምግባር ዘኽእሉ ዓሰርተ ኣንፈታት ኣቐሚጦም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንጂማ ዓለም ለኸ ከተማ ንምግባር ዘኽእሉ ዓሰርተ ኣንፈታት ኣቐሚጦም በዚ ድማ፣- ቡን ብፅሬትን ብስፍሓትን ምፍራይ፤ ብፍላይ ስፔሻሊቲ ቡን ‘ጥሪኝ‘ ምስፍሕፋሕ፣ ፍሉያት ዝራእቲ ኦርጋኒክ ቆፅሊ ሻሂ ብፍሉይ ብራንድ ኣብ ጂማ ምቅንብባር፣…

እዚ ኮር ምብራቕ ኣማራፂ ሰላም ኣብ ልዕሊ ዘይተቐበሉ ዕጡቓት ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዚ ኮር ምብራቕ ኣብዚ ሰሙን ብዝገበሮ ወፍሪ ኣማራፂ ሰላም ኣብ ልዕሊ ዘይተቐበሉ ዕጡቓት ስጉምቲ ከምዝወሰደ ገሊፁ። ኣብቲ ወፍሪ ብዙሓት ምዉታተ ብምግባር ዕጥቂታትን ናውቲ ሎጂስቲክን ክማርኽ ከምዝኸኣለ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻ ሃገር…

ጉጅለ ወሃቢ ህፁፅ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል ናብ ዱባይ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ወሃቢ ህፁፅ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል (ስዋት) ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝተሰናደአ ውድድር ኣወሃህባ ህፁፅ ምላሽ ንምስታፍ ናብ ዱባይ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ንኢትዮጵያ ብምውካል ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ኣብ ዝካየድ ውድድር ኣወሃህባ ህፁፅ…