ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ልምዓት ንምስላጥ ብቴክኖሎጂ ምሕጋዝ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘላቒ ልምዓትን ምዕባለን ንምርግጋፅ ብውፅኢታት ቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዘላቒ ልምዓትን ምዕባለን ዝጠመተ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም Desta Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ዞባ ዳውሮ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየር ወለድ ንሉኣላዊነት ሃገር መስዋእቲ ዝኸፈሉ ሰብ ውዕለታ ሃገር ኢዮም – ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ኣየር ወለድ ንሉኣላዊነት ሃገርን ንኽበሪ ህዝቢን ልዑል መስዋእቲ ዝኸፈሉ ሰብ ውዕለታ ሃገር ኢዮም ክብሉ ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌተናል ጄነራል ሹማ ኣብደታ ገሊፆም፡፡ ሌተናል ጄኔራል ሹማ ኣብደታ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ…
ዝንቕ ፋና ሓንቲ በጊዕ ሓሙሽተ ሬማ ወሊዳ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ከተማ ደብረ ወርቅ ሓንቲ በጊዕ 5 ሬማታት ከምዝወለደት ተገሊፁ። ዝተወለዱ ሬማታት ክልተ ኣወዳት እንትኾኑ ሰለስተ አጓላት ኢየን፡፡ እታ በጊዕ ቅድሚ ሕዚ እውን ኣብ ሓደ እዋን ሰለስተን ኣርባዕተን ሬማታት ወሊዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፅሒት ውሽጢ ሃገር ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ 36 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፅሒት ውሽጢ ሃገር ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ 36 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት ኣበበ ተዛሪበን፡፡ ፎረም ፋርማስቲካል ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዝዓለመ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ፡፡ እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብቲ መድረኽ÷ ብፅሒት ፍርያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመሓይሹ ኣብ ዝወፅአ መቆፃፀሪ ደምቢ ትራፊክ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Desta Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ተመሓይሹ ኣብ ዝወፅአ መቆፃፀሪ ደምቢ ትራፊክ፣ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቶም ተሳተፍቲ ካብ ኩለን ወረዳታትን ከተማታትን ክልል ትግራይ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ፖሊስ ትራፊክ እንትኾኑ፥ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ስልጠና ኢዩ ይወሃቦም ዘሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ፓርክታት ካብ ዝጎብነዩ በፃሕቲ ልዕሊ 62 ሚሊየን ብር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 74 ሺሕ በፃሕቲ ውሽጢ ሃገርን ናይ ወፃኢ ቱሪስታትን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ብሄራዊ ፓርክታት ዑደት ገይሮም፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ብሓፈሻ 62 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት መንደር መንበሪ ኣባይቲ ኣያት ካሳንቺስ ኣጀሚረን Desta Jan 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ህንፀት መንደር መንበሪ ኣባይቲ ኣያት ካሳንቺስ ኣጀሚረን። እቲ ኣባይቲ ብመንግስቲን ውልቀን ብምትሕብባር ዝህነፅ እንትኸውን፥ ቁፅሩ 13 ሺሕን 752 ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ…
ቢዝነስ ዋጋ ሸርፊ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ዓዲታት ብዕዳጋ ንክውሰን ምግባሩ ወሳኒ ሪፎርም ኢዩ-ኣይተ ኣቤ ሳኖ Desta Jan 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋጋ ሸርፊ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ዓዲታት ብዕዳጋ ንክውሰንን ብስርዓት ንክምራሕን ምግባሩ ወሳኒ ሪፎርም ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም። “ዋጋ ገንዘብ ሃገራት ወፃኢ ብዕዳጋ ንክውሰን ምግባሩ ዘለዎ ኢኮኖሚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘለወን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Jan 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ዘለወን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ቻይና ላን ፋ ኦንን ምክትል ኣቦ መንበር ብሄራዊ ልምዓትን ኮሚሽን ሪፎርምን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብቐንዱ ኣብ…