Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2025

እንትንፆም ስራሕቲ ፍቕሪን ምሕረትን ብምስራሕ ክኸውን ይግባእ- ብፁዕ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሊቀ-ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ ፅባሕ ዝኣቱ ፆም ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ ንፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኽዎ መልእኽቲ፥ ዓብዪፆም እንትንፀውም…

ፆመ ኣርብዓ ንግብረ ሓጥያት እንስዕረሉ ክኸውን ይግባእ – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 የካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓትርያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፅባሕ ዝኣቱ ዓብዪ ፆም ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእእቶም፥ ንመልላእ ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ንዓብዪ ፆም…

ትማሊ ዝተጀመረ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ሎሚ እውን ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ዝተጀመረ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ሎሚ እውን ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ። እቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበን ድሬዳዋን ሓዊሱ ኣብ 14 ከተማታት ትማሊ ምክያዱ ይዝከር። እቲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ሎሚ እውን ቀፂሉ ኣብ…

ፓርቲ ብልፅግና ንሰላማዊ ዘተ በሩ ኩሉ ግዘ  ክፍቲ ኢዩ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፥ እቲ ፓርቲ ሓድነት ንምጥንኻር ገዛእቲ ያታታት ንክፍጠሩ ይሰርሕ ኣሎ…

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዝገብርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 26 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዝገብርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኤቨርተን ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ ሰዓት 9፡30 ክጋጠማ ኢየን። ኢፕስዊች ታውን ምስ ቶተንሃም፣ ፉልሃም ምስ…

ኣብ ከተማ ጎንደር ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ጎንደር ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)ን ተተካኢ ምክትል ከንቲባ ከተማ…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ሲዳማን ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ኣብ መበል ካልኣይ…

ኣብ ከተማ ኣርባምጭ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣርባምጭ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ተረኺቦም። ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኣብ 25…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ  ደስታ ሌዳሞ፣ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ፣ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣተሓባባሪ ልምዓት ገፀር ኣዲሱ ኣረጋ፣ ምምሕዳራት ምብራቕ…

ኮንፈረንስ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፈረንስ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይሳለጥ ኣሎ። ሃገራዊ ኮንፈረስን ህዝቢ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ 25 ዋና ዋና ከተማታት ከምዝካየድ ኣብ ፓርቲ በልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።