ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መበል 19 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብዓወት ንክዛዘም ኣብ ዓዉዲ ሚዲያን ኮሚዩኒኬሽን ንዘበርከቶ ዕዙዝ ግደ ካብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂብዎ፡፡ እቲ ኣፍልጦ÷ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ሰዓት ልዕሊ 13 ሺሕን 500ን ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝተኽኣለ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንፈቕ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 13 ሺሕን 504 ነጥቢ 2 ጊጋ ዋት ኣብ ሰዓት ምፍልፋል ከምዝተኽኣለ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ መካየዲት ስራሕ ቢሮ ትልሚን ዘፈር ኦፕሬሽንን መፈልፈሊ ሓይሊ እቲ ትካል ጥሩወርቅ ሽፈራው÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ዘበናዊ ዱኹዒ ክረምቲ ቕድሚ ምእታዉ ተጓዓዒዙ ንኽዛዘም ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክረምቲ ቕድሚ ምእታዉ ዘበናዊ ዱኹዒ ብቕልጡፍ ናብ ውሽጢ ሃገር ተጓዓዒዙ ንሓረስቶት ናይ ምክፍፋል ስራሕ ተጠናኪሩ ንኽቕፅል ሚኒስቴር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ኣተሓሳሲቡ፡፡ ሚኒስትር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰሙን ፌስቲቫል ባህሊ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 16 ፌስቲቫል ባህሊ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ እቲ ፌስቲቫል ባህሊ ንዝቕፅሉ ሰለስተ መዓልቲታ ከምዝካየድ ሓቢረን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕቤት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከምዝተወገኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዕቤት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከምዝተወገኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ኤክስቴንሲያ ብምትሕብባር ንክልተ መዓልቲታት ኣብ ቴክኖሎጂ፣ ሰብ ስራሕ ምስትውዓልን ዲጂታል ምምሕዳርን ጠሚቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም፡፡ እቲ ሰነድ ስምምዕነት፤ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብርሃኑ ለማ (ዶ/ር)ን…
ቢዝነስ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ደረሰኝ ኢድ ብኢድ መሸጣ ናብ ስርዓት ዕድጊት ንምእታው እናተሰርሐ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምትላል ዝንኪን ብቐሊሉ ዝፍለይን ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ደረሰኝ ኢድ ብኢድ መሸጣ ናብ ስርኣት ዕድጊት ንምእታው እናተሰርሐ ምኳኑ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ፡፡ ዳይሬክተር ድጋፍ ክልላት ምጥዕዓም ስርዓት ታክሲ እቲ ሚኒስቴር ብርሃኑ አበበ፤ ደረሰኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይናማር ዝተዓገቱ 246 ዜጋታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ተዓጊቶም ዝነበሩ 246 ዜጋታት ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ናብ ሃገሮም ንምምላስ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ ብዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉድለት ፅሬት ኣብ ዝተረኸቦም 259 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉድለት ፅሬት ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቦም 259 ኣፍረዩቲ ምግቢ ፣ ኣምፃእቲን ጅምላ ኣከፋፈልቲን ትካላት ስጉምቲ ምውሳዱ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ፈፃሚት ስራሕ ጉዳያት ስትራቴጂ እቲ በዓል መዚ ፋይዛ ቢያ ከምዝገለፅኦ÷ ቀረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሄራዊ ተረኽ ብዘጠጠናኽር መልክዑ ከምዝተኸበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ዝተኸበረ መበል 19 በዓል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሄራዊ ተረኽ ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝተኸበረ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ምኽባር እቲ በዓል ዝግምግም መድረኽ ኣብ ከተማ…