ስፓርት ኣዳማ ከተማን ሲዳማ ቡናን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማን ሲዳማ ቡናን ባዶ ማዕረ ተፈላሊየን። ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝገበረኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ኣብ ቀፃሊ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝውገኑ ዘረጋግፁ ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ኣብ ቀፃሊ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝውገኑ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እቲ ምምሕዳር ከተማ ገምጋም ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ስራሕ ፓርቲን መንግስቲን በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ግልጋሎት መጥባሕቲ ንዝጀመራ 13 ትካላት ጥዕና ትግራይ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ብሓገዝ ሂቡ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ልዕሊ ሸሞንተ ሚልየን ብር ዝዋግኦም ናውቲታት ሕክምና ኣልትራ ሳውንድን ፕሪንተርን ምስ ምሉእ ኣድለይቲ ናውቶም ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብሓገዝ ሎሚ ኣበርኪቱ። ኣብቲ ቢሮ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ርኽክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መንገዲ መደመር ናብ ሸቶ ብልፅግና ንምብፃሕ ኣዚዩ ዝተመሓየሸ መገዲ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"መንገዲ መደመር ናብ ሸቶ ብልፅግና ንምብፃሕ ኣዚዩ ዝተመሓየሸ መገዲ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ "ፀጋታት ትማሊን ሎሚን ኢትዮጵያ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኣዶ ብዝተገበረ ሕክምናዊ መጥባሕቲ 20 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ተወጊዱ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኣዶ ብዝተገበረ ሕክምናዊ መጥባሕቲ 20 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ከምዝተወገደ ተሓቢሩ። እተን ተሓካሚት ነባሪት ወረዳ ዝኾና በዓልቲ ፀጋ ዕድመ 63 ዓመት ወይዘሮ ካሱ ረዳኢ ኢየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣመራርሓ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ዘቲየን Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ኣመራርሓ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዘቲየን። ዋና ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌ/ጀ ሹማ አብደታ፥ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምንም ዓይነት ኣፈላላይ እንተሃለወ እውን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግሊዝ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ማሕበራዊ ሓለዋን ኣታታይነትን፣ ኣብ መሰል ደቂ ኣነስትዮን ማዕርነት ፆታን ከምኡ እውን ግርዛት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዳግመ ልምዓት ተፋሰስ ዝሓወየ 229 ሺሕን ሄክታር መሬት ንሓረስቶት ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብዳግመ ልምዓት ተፋሰስ ዝሓወየ 229 ሺሕን ሄክታር መሬት ንዝተወደቡ ሓረስቶት ከምዝተሃቡ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ገሊፁ። መራሒ ጉጅለ ተፋሰስ ልምዓት እቲ ቢሮ ጠዓመ ገብረስላሴ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ ክልል ብሰብ ስራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ለውጢ ሰዓት ስራሕ ክግበር ኢዩ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ብምኽኒያት ምውሳኽ ዋዒ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ለውጢ ሰዓት ስራሕ መንግስቲ ከምዝግበር ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡቶው ኡኮት፥ እቲ ለውጢ ሰዓት ስራሕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ መስፍን ጣሰው ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርት ኣብ ምርኻብ ንዘርአዩዎ ዕዙዝ ኣመራርሓ ተሸሊሞም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ኩለመዳያዊ ዕቤትን ምዕባለን ዘድህብ “ኣፍሪካ ፕሮስፔሪቲ ዲያሎግ 2025” ኣብ ጋና ኣክራ ተኻዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርትኣብ ምርኻብ መገዲ ኣየር…