ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ፓርክታት ኮሪደር ልምዓት መሀደስቲ ህዝቢ ተሃኒፆም Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ፓርክታት ኮሪደር ልምዓት መሀደስቲ ህዝቢ ከምዝተሃነፁ ኮርፖሬሽን ምምሕዳር ቦታታት መሀደሲ ህዝቢ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ወ/ሮ ነጻነት ዳባ፥ እቲ ኮርፖሬሽን ብመንግስቲን ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ “ምርጫና ሰላም ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ። እቶም ተወለድቲ ትግራይ ንሰላም ዘለዎም ደገፍን ቁርፀኝነትን ዝገልፅ ሰልፊ እዮም ዘካይዱ ኣለዉ። ነትግራይ ልምዓት እንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኢሊ ኮህን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ኩለመዳያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ምስ ዝተፈላለዩ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ኣዳማ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ኣዲስ ግደይን ሳይመን ፒተርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ዓለም ለኸ ውድድር መሕንኩሎ ቅልጡፍ ምላሽ ብብቕዓት ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩናይትድ ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ መሕንኩሎ 2025 ዝተሳተፈ ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ውድድሩ ብብቕዓት ዛዚሙ፡፡ ኣብቲ ውድድር ጉጅለ ናሽናል ጋርድ ኩዌት፣ ጉጅለ ቶሚሪስ ካዛኪስታን፣ ፖሊ ዱባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ኣይከኣልን Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ከምዘይከኣል እቲ ኣገልግሎት ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገደኛታት ውሽጢ ሃገር ብተርሚናል ዓለም ለኸ መተኣናገዲ መገደኛታት ኣቢሎም ንኽተኣናገዱ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገደኛታት ውሽጢ ሃገር ብተርሚናል ዓለም ለኸ መተኣናገዲ መገደኛታት ኣቢሎም ንኽተኣናገዱ ኣተሓሳሲቡ። እቲ መገዲ ኣየር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 6:30 ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ እስራኤል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኢሊ ኮህን ተዛቲዮም። አብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ኣብቲ ዓውዲ ወሳኒን ዕዉትን ዘተ ከምዝገበሩ ሓቢሮም። ኢሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ውልቀሰብ ብዕድመ ልክዕ ፅንኑዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብገበን ቅትለት ሓበን የማነ ዝተኸሰሰ ዳዊት ዘርኡ ዝተብሃለ ውልቀሰብ ብዕድመ ልክዕ ፅንኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፃዕ ተወሲኑሉ። ጉዳይ ገበን ቅትለት ሓበን የማነ ክከታተል ዝፀነሐ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ሎሚ 28 ጥሪ 2017 ዓ/ም ኣብ ዝወዓለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሲምፖዚየም ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"ግደ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፣ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ አበባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ጃንጥራር ኣባይ፣ ኮሚሽነር…