Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2025

መተሓላለፊ ውሽጢ መሬትን መዘናግዒ ቦታን ኣራት ኪሎ ፕላዛ  ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መተሓላለፊ ውሽጢ መሬትን መዘናግዒ ቦታን ኣራት ኪሎ ፕላዛ ህንፀቱ ሙሉእ ብሙሉእ ተዛዚሙ ተመሪቑ ብዕሊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ኣይተ ጌታሁን ኣበራ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ እታ ከተማ ውቅብቲ፣…

ልኡኽቶ ሓይሊ ሜካናይዝድ ብብቕዓት ምፍፃም ኣብ ዘኽእል ድልዉነት ይርከብ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽቶ ሓይሊ ሜካናይዝድ ዓቕሚ ምፍፃም ሰራዊት ብልዑል ብርኪ ምዕባዩ ዘመላኽትን ዘጠናኽርን ኢዩ ክብሉ ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም፡፡ ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ኣብ ወፍሪ ቐጠና ሜካናይዝድ ሓይሊ ብምርካብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ኣብ ግደ ዘፈር ውልቀ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ኣብ ግደ ዘፈር ውልቀ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣ ሚኒስትር ሰላም መሃመድ እድሪስ፣…

ኣሜሪካ ንጋዛ መሊሳ ክትሃንፅ ትደሊ ኢያ ክብሉ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤኒያሚን ኔታንያሁን ኣብ ጉዳይ ኲናት እስራኤል-ጋዛ ብምድሃብ ተዛቲዮም፡፡ እቶም መራሕቲ ዘተኦም ኣመልኪቶም ኣብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝሃቡዎ ሓበራዊ መግለፂ÷ ኣሜሪካ ጋዛ ብምርካብ ናብ…

ኔዘርላንድስ ካብ ስደት ተመለስቲ ተተሓሒዙ ኢትዮጵያ ትገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስደትን ካብ ስደት ተመለስቲን ተተሓሒዙ እናወገነቶ ትርከብ ፃዕሪ ኔዘርላንድስ ከምትድግፍ ኣብ ሚኒስቴር ፍትሒን ድሕንነትን እታ ሃገር ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ጉዳያት ሮብ ቫን ባህሆቨን ገሊፆም። ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን…

ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ውሽጢ ገዛ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ከተማ ኦስታርቫ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ፍሬወይኒ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቕ 24 ሰከንድን 17 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ፡፡ ወናኒት ከብረ ወሰን…

ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓለዋን ምርምርን እንስሳ ዘገዳም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓለዋን ምርምርን እንስሳ ዘገዳም ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብ ቼክ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብራ ዘለዋ ሚኒስተር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ ምስ ኢንስቲትዩት ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ቼክ ሪፐብሊክ…

ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሸኔ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ምክያድ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ሸኔ ዝተዋደደ ኦፕሬሽን ምክያድ ከምዝጀመሩ ብሄራዊ ኣገልግት መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ…

ሉሲን ሰላምን ኣብ ብሄራዊ ሙዚየም ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ክቐርባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉሲን ሰላምን ዝተብሃላ ዕድመ ፀገብ ቅሪተ ኣካል ወዲ ሰብ ኣብ ብሄራዊ ሙዚየም ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ከምዝቐርባ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ ሉሲን ሰላምን ካብ 25 ነሓሰ 2025 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ማእኸል ባህሊ ኣብ ዝኾነት ከተማ ፕራግ ንህዝቢ ከፍቲ…

ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ማእኸል መፅናዕቲ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ማእኸል መፅናዕቲ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኮይና፡፡ መበል 34 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ማእኸል መፅናዕቲ ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ተኻይዱ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን መሪሕ ፈፃሚ…