ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሊቨርፑል ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዘይደኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ንሕንሕ ፅዋዕ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ እዮም፡፡
መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ምሸት ሰዓት 5:15 ኣብ ቀፃሊ ዓመት ተሳትፎ ቻምፒየንስ ሊግ ንምርካብ ንእትነሓናሕ ኒውካስል…