ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ግዝኣት ጃንግዙ ቻይና አብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዳይሬክተር ጀነራል ቢሮ ንግዲ ግዝኣት ጃንግዙ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡክ ቢዝነስ ምስ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ተዛቲዩ፡፡ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ሪፎርም ኢኮኖሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባህር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣኻይዶም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባህር ዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣኻይዶም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስቴር እቶት ኣይናለም ንጉሰ ፣ ብመዓርግ ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ መተሓባበሪ ዘፈር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣሕመዲን መሓመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ Desta Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባርን ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዝን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ፡፡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሕቡራት መንግስታትን ኣተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝን ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ መርሃቤቴ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ወረዳ መርሃቤቴ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ፥ ዕንፀይቲ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ኣብ ልዕሊ እቲ ፅዕነት 25 ሰራሕተኛታት ኣሳፊራ እንትትጓዓዝ ብምግልጣ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብሰንኪ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘሕለፎም ውሳነታት ዙሪያ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ኣብ ዘሕለፎም ውሳነታት ብምድሃብ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸ ዘፈራትን እቲ ፓርቲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ዑለማታት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሳልሳይ ስሩዕ ስሩዕ ጉባኤ የዑለማታት ወይ እውን ሊቃውንታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ናይ ክልተ መዓልቲ ፃንሒት ዝህልዎ እንትኸውን፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ፣ ማሕበራዊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ1 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረዪ ባትሪ መኪና ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ደብረ ብርሃን ብ1 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረዪ ባትሪ መኪና ተመሪቑ፡፡ ሲፋን ኒው ኤነርጂ ማኑፋክቸሪንግ ብዝተብሃለ ትካል ዝተሃነፀ ፋብሪካ እንትኸውን÷ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳትፎ ማሕበረሰብ ብምዕባይ ሕማም ምክልኻል ይግባእ – ዶ/ር መቕደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቕደስ ዳባን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ብሓባር ብምኳን ምስ ተወከልቲ ጉጅለ ጥዕና ጌትስ ፋውንዴሽን ተዛቲየን፡፡ ኣብቲ መድረክ ዘተ ሚኒስቴር ጥዕና ቀንዲ ጠመተ ኣብ ዝተውሃቦም ጉዳያት መብራህርሂ ዝሃባ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ፀጥታን ንምዝራግ ዝፍትኑ አካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ – ዶክተር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ሻዕብያ ርክብ ብምፍጣር ሰላምን ፀጥታን ንምዝራግ ዝፍትኑ አካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ከምዝግባእን ነዚ ድማ ኩሉ ዜጋ እጃሙ ንኽዋፃእን ሚኒስትር መስኖን ከባብታት ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶር) ኣገንዚቦም። ለካቲት 11 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ቢዝነስ ቻይና ኣብ ዞባ ኢኮኖሚ ቂሊንጦን ቦሌ ለሚን ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣቦ ወንበር ቤት ፅሕፈት ዓለም ለኸ መስፋሕፍሒ ንግዲ ቻይና ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቢዝነስ ኣብ ዞባ ኢኮኖሚ ቂሊንጦን ቦሌ ለሚን ዑደት ኣካይዶም፡፡ ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ ኣብቲ ዞባ ኢኮኖሚ ዘለው መሰረተ ልምዓታት፣ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲን…