ቴክኖሎጂ መፍትሒ ፀገም ንምግባር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ንህዝብና መፍትሒ ፀገምን መቀላጠፊ ዕቤትናን ንምግባር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኣርተፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ መሰረት…