ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ብምኽባር ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌደራል እቲ በዓል ብሰላም ተኸቢሩ ንኽዛዘም ልዑል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ተኸተልቲ እምነት እስልምናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብልግስናን እዝነትን ምሕላፍ ይግባእ – ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ብልግስናን እዝነትን ምሕላፍ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገንዚቡ፡፡ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል 1 ሺህ 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡ ኣብ መልእኽቱ ድማ ማሕበረሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ዝነበረ ምትሕግጋዝን ምትሕስሳብን ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ኢዩ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ ኣብ ስነ ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሰመራ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሰመራ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ኢዩ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እቲ በዓል ኣብ ስታዲየም ጋምቤላ ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን እናኽበሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መቐለ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ባህርዳር ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ከተማ ባህርዳር ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብሶላትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታትን ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ሃረሪ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ክልል ሃረሪ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ኣብ ወረዳታት ገፀርን ከተማን እቲ ክልል ዝርከብ ህዝበ ሙስሊም ኣብ ከተማ ሃረር ስታዲየም ኢማም ኣሕመድ…