Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

ንዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ጋህዲ ምግባር ወሳኒ እዩ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ቴሌኮሙኒኬሽ ኣብ ቀጣና ኣፍሪካ ኢማኑኤል ምናሴ (ዶ/ር) ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሉ ጉዳያት ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ትግበራ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ሓጋዚ…

ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ኣርሲ መንእሰይ ሰላም ንምሕላው ዝውግኖ ስራሕ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ትማሊ ምሸት ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ መርቲ ቀበሌ ጎራ ሲሊንጎን ከተማ ኣንጋዳ ምስ ዝርከቡ ዓበይቲ ዓዲን ኣቦታት ሃይማትን ስነ ስርዓት ዒፍጣር ኣካይዶም። ጎድና ጎድኒ እቲ ስነ ስርዓት ኢፍጣር…

ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ከምዝተኻየደ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ። እቲ ኣኼባ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) መተሓባበሪ ሰባኣዊ ሓገዝ ሕቡራት መንግስታት  ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭን ከምዝመርሑዎ…

ፕሬዚዳንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ዝተለኣኸሎም መልእኽቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላን ናይዚ ዓመት ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ዣዎ ሎሬንሶ ዝተለኣኸሎም መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያን ኣንጎላን ንዓሰርተ ዓመታት ዝፀንሐ…

ትካላት ክታበት ተበፃሒ ንምግባር ድጋፎም ከምዘጠናኽሩ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ተበፃሒነት ክታበትን ስርዓተ ምግቢ ህፃናት ንምምሕያሽን ዝግበሩ ሓገዛት ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ዝተፈላለዩ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ገሊፆም፡፡ ሚኒስትርዲኤታ  ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሴፍ፣ ትካል ክታበት ቲቪን…

ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ – ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ዝተረኸበ ሓበራዊ ውፅኢት!

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ - ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ዝተረኸበ ሓበራዊ ውፅኢት ከምዝኾነ መካየዲ ስራሕ እቲ ትካል ኮሎኔል ስለሽ ነገራ ገሊፆም። ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ ካብ ወፃኢ ተሞክሮታት…

ኣብ ዓዉዲ መዓድን ዘሎ ዘይሕጋዊነት ደዉ ንምባል ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዓዉዲ መዓድን ዝርኣዩ ዘለዉ ዘይሕጋዊ ምንቕሽቃሳት ደዉ ንምባል እናተወሰዱ ዘለዉ ስጉምቲታት ተጠናኺሮም ከምዝቕፅኡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…

ሰለስተ ብሄራዊ ፓርታላት ቢዝነስ ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለ መዳይ ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምርካብን ግልፅነት ንምምዕባልን ዘኽእሉ ሰለስተ ብሄራዊ ፓርታላት ቢዝነስ ዕላዊ ኮይኖም። ኣብ ከተማ ባህርዳር፣ ኣዳማን ድሬዳዋን ዝትግብሩ እቶም ፓርታላት፥ ነተን ከተማታት ትልሚ ስምረት ስማርት ሲቲ…

ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ቀዋሚት ተወካሊት ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ቀይ ወርሒን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ቀዋሚት ተወካሊት ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ቀይ ወርሒን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣሻ መሓመድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ መጠናኸሪ ፕሮግራም ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ብሓባር ምስራሕ ኣብ…

ኣብ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ዘድሀበ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ሓድነትን ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ኣብ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም፡፡ እቲ ስምምዕነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ታምራት ሃይሌ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ጀማል የሱፍ…