ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ምስ መናእሰይ ዘትዮም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት እቲ ክልል ኣድሂቦም ምስ መናእሰይ ከተማ መቐለ ተዛትዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት መቐለ ዝተዉፃእፅኡ መናእሰይ ተሳቲፎም፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ ይፍጠር ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ እናጠፈጠረ ምዃኑ ዘመላኽት ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ላዕለዎት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ልዉዉጥ መረዳእታ ድሕንነት ገቲኣ Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ዝነበረት ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከምዝገትአት ኣፍሊጣ፡፡ ዋሽንግተንን ኬቭን ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከካይዳ ምፅነሐን ተገሊፁ፡፡ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳግመ ሕውየት ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሕብረት ኣውሮፓ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዳግመ ሕውየትን ህንፀትን ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሶፌ ፍሮም ገሊፀን። ሕብረት ኣውሮፓ ብዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ኣቢሉ ኣብ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 60 ሚሊዮን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ተበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦርፋንስ ኢን ኒድ ዩ ኤስ ኤ ልዕሊ 60 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ዝኾኑ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደምሰሰ፣ ዝተዓፀፈን ዘይረኣይን ቁፅሪ ሰሌዳ ኣብ ረብሓ ከዉዕሉ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 587 ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ምዉሳዱ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ 16 ካሳብ 28 ለካቲት 2017 ዓ.ም ዝፀንሕ ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋን ነቀምትን ዝርከቡ ትካላት ትምህርቲ ዑደት ገይሮም Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋን ከተማ ነቀምትን ዝርከቡ ትካላት ትምህርቲ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዑደቶም፥ ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ሓዊሱ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ዝርከቡ ጉተማ ካልኣይ ብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኣሽከርከርቲን ተሽከርከርቲን ፀገም ድሕንነት ትራፊክ ከምዝስትውዓል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሽከርከርቲን ተሽከርከርቲን ብዝተገበረ ቁፅፅር ትራፊክ ፀገም ድሕንነት ትራፊክ ከምዝስተውዓል ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሃሰን ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዝሓፉ 9 መዓልቲታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዴንማርክን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ልኡኽ ቤት ምኽሪ ኮሚቴ ጉዳያት ፖሊሲ ወፃኢ ዴንማርክ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ኣብ ክሌማዊ ለውጢ እናወገነቶም ትርከብ ኢኒሼትቫትን ዝተረኸቡ ዓወታትን ትኹረት ገይሮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤግዚቢሽን ነጋዶ ደቂ ኣንስትዮ ምብራቕን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ኤግዚቢሽንን ኮንፈረንስን ንግዲ ፌዴሬሽን ነጋዶ ደቂ ኣንስትዮ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ያስሚን ወሃብረቢ÷ ብዛዕባ እቲ ኤግዚቢሽንን…