ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንተተካኢ ፍርያት ጠመተ ክዉሃብ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንተተካኢ ፍርያታት ጠመተ ብምሃብ ሃገራዊ ሽቶ ንምዕዋት ዝተጀመሩ ስራሕቲታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣተሓሳሲቦም፡፡
እተ ምክልት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…