Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

መበል 47 በዓል ዝኽሪ ዓወት ካራማራ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 47 በዓል ዝኽሪ ዓወት ካራማራ ኣብ  ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት፥ ብዙሓት ነበር ኣባላት ሰራዊት፣ ተወከልቲ መንግስቲን ኣባላት ሪፐብሪክ ኩባን ተረኺቦም። ብሰማኸኝ ንጋቱ

ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዝተረኣየ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸውን እዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዘርአይኦ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸዉን እዩ ክብሉ ሙሁራን  ዓለም ለኸ ርክብ ፖለቲካል ሳይንስ ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሕቶ በሪ ባሕሪ ስዒቡ ቅድሚ ስምምዕነት ኣንካራ ምስ መንግስቲ ሶማሊያ…

ኣብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምሸት ቀዳማይ ዙር ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀፂሎም ዝካየዱ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ሊቨርፑል ዝገበረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ብኣሰልጣኒ ኣርነ ስሎት እናተመርሐት ብቐጥታ ናብ 16 ዝተፀምበረት እንግሊዛዊት ጋንታ…

ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ምጥንኻር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ። ኣብ ውሳነታት ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግናን ግደ ደቂ ኣንስትዮን ዝዝቲ ሃገር ለኸ መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።…

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይን ተዛቲዮም። ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ብዛዕባ ዘለዉ ኩነታት ሰላምን ፀፅታ ገለፃ ገይሮምሎም።…

ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ኢዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ባህር ዳር እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ በርሊን ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን በርሊን ኣብ ዝተኸፈተ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም 'ኣይቲቢ' በርሊን እናተሳተፈት ትርከብ፡፡ ኣብቲ ኤክስፖ ምድረ ቀደምት ኣብ ዝተሰመየ መፀውዒ መባፅሕቲ ቱሪስት ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ኣብ ምፍላጥ ይርከቡ፡፡ ሚኒስቴር…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ተፀዋዒ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ ፍራንዝ ሴልስቲን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ፍልሰትን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን…

ልዕሊ 658 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘመናዊ ዱኽዒ ናብ ዉሽጢ ሃገር ምእታዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንእታዎት ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ዝኸዉን ልዕሊ 700 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ምብፅሑ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ንምህርቲ እቲ ዘመን ዝኸዉን 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ድኩዒ ተገዚኡ…

ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 4 ሺሕ ሰባት ከብ መረበቶም ተመዛቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ፍርቂ ክፍለ ዘመን ተራእዩ ዘይፈልጥን ንምቑፅፃር ኣፀጋሚ ምኳኑን ተገሊፁ፡፡ እቲ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ 2 ሺሕ ዝኮኑ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ምድርን ኣየርን ፃዕሪ እናገበሩ እንትኾኑ÷ ንምቁፅፃር ግን…