Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሪካ ምስ ከተማ ማንቸስተር ብምርካብ ልዑል እጃም እናተዋፀአ ምኳኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሪካ ምስ እንግሊዛዊት ከተማ ማንቸስተር ኣብ ምርካብ ልዑል እጃም እናተዋፀአ ምኳኑ ገሊፁ፡፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማንቸስተር ኣብ ሰሙን ሓሙሽተ ግዘ ዘካይዶ ዝነበረ በረራ ካብ 3 ሓምለ 2025 ከም ኣቆፃፅራ…

ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ዝግበኦ ኣገልግሎት ንኽረክብ ኣብ ዘኽእል ቁመና ከምዝርከብ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ዴሞክራሲ ብናይ ባዕለን ኣዋጅ ዝመሓደራን ብዘይሻራዊነት ዝሰርሓሉን ዕድል ከምዝተፈጠረ ዋና ሓላዊት ንብዓት ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኢትዮጵያ ስመኝ ውቤ ገሊፀን። እቲ ትካል ሕገ መንግስታዊን ተፀዋዕነቱ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዝኾነ…

ኢትዮጵያን ስዊድንን ኣብ ዓውዲ ፍትሒ ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ፍትሒ ኣይተ በላይሁን ይርጋን ሚንስትር ዲኤታ ፍትሒ ስዊድን ኣንደርሽ ሆል ኣብ ፍልሰትን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኣይተ በላይሁን ይርጋ ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ሓዊሱ ስሩዕ ዘይኮነ ፍልሰት…

ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕቲ ሕድሳትን ፅገናን ጥንታዊ ሓድጊታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ ጥንታዊ ሓድጊታት ስራሕቲ ሕድሳትን ፅገናን እናተኻየደ ምዃኑ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ኣብ 4ይ ክፍለ ዘበን ዝተሃነፂ ጥንታዊ ኪነ ህንፃታት፣ ሓድጊታትን ካልኦት ታሪኻዊ…

ዓዉዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ሚኒስቴር ቱሪዝምን ግልጋሎት ዜግነት ኢሚግሬሽንን ዓዉዲ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ፣ ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዜግነትን ኢሚግሬሽንን ሰላማዊት ዳዊትን ዋና ፈፃሚ…

ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)፣ ዳይሬክተ ፕሮግራም ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ…

ኣብ ባህርዳር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ነታ ከተማ ዘዉቅቡ እዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባህርዳር ስራሕቲ ትሩፋት ሌማትን ካልኦት ስራሕቲ ልምዓትን ተዓዚቦም፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ኢትዮጵያን ስዊድንን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚንስትር ዲኤታ ፍትሒ ስዊድን ኣንደርሽ ሆል ተመያይጦም፡፡ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣብቲ እዋን ÷ ኢትዮጵያን ስዊድንን ነዊሕ ዓመታት ዘቑፀረ ክልተኣዊ ርክብ ከምዘለወን ኣልዒሎም፡፡ ኣብ…

ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ብቻርጅ ዝሰርሓ ስኩተራትን ብስክሌታትን ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መፍረዪ ኢንዱስትሪ ግሩፕ ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ብቻርጅ ዝሰርሓ ስኩተራትን ብስክሌታትን ምፍራይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ ከምዝገለፁዎ፤ ብኤሌክትሪክ ቻርጅ ዝሰርሓት ስኩተርን ብስክሌታትን ፀገም…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፀጋ ፍሉያት ዞባ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቶክዮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ፎረም ኢንቨስትመንት እስያ፣ ዓረብን ኣፍሪካን ፀጋ ፍሉያት ዞባ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)÷…