ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣርጀንቲናን ኣብ ዓዉዲ አቪዬሽን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግስቴ ምስ ኣምባሳደር ኣርጀንቲና ኣብ ኢትዮጵያን ኢግናሲዮ ሮካታግሊያታ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ቅድሚ ሓደ ወርሒ ኣብ ኣርጀንቲና ቦነስኣይረስ ብብርኪ ሓፂር ፊርማ ዝተዛዘመ ግልጋሎት…
ስፓርት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ትፅቢት ዝግበረሉ ደርቢ ማድሪድ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታታት ቀዳማይ ዙር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም። ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ደርቢ ማድሪድ ሪያል ማድሪድ ምስ ናይ ከተማ ተናሓናሒታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምሸት ሰዓት 5…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጎረባቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 61 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ተረኪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 61 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ምርካቡ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮንን ንዲጂታል ፋና ከምዝገለፅዎ፥ ኣብ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ካብ ኮንፍረንስ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክብ ከምዘብል ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ካብ ኮንፍረንስ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክብ ዘብል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ እቲ ማእኸል ሰፋሕቲ ኣገልግሎታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንዩክሬን እትህቦ ወታደራዊ ድጋፍ ንግዚኡ ደው ምባላ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሃገሮም ንዩክሬን እትህቦ ወታራዊ ድጋፍ ብግዝያዊነት ጠጠው ንኽተብል ምውሳኖም ገሊፆም፡፡ እቲ ውሳነ ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ መዘነኦም ቮሎድሚር ዘለንስሊ ቕድሚ መዓልቲታት ኣብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ኣብዚ ዓመት ብምዝዛም ፀወታታት ምትእንጋድ ክጅምር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ኣብ ዘደንቕ መዛዘሚ ምዕራፍ ህንፀት ከምዝርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “እቲ ስታዲየም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዮርዳኖስን ኢኮኖሚ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኡመር ሁሴን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዮርዳኖስ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ምስ ዝኾኑ ኣምባሳደር ሞሃመድ ኣቡ ዊንዲ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ዑደት÷ መንግስቲ ዜጋታት እታ ሃገር ናብ ብራኸ ንምስግጋር ብዙሓት ስራሕቲ እናካደ ምዃኑ ኣልዒሎም፡፡ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ልምዓት ሕርሻ ገጠር ምዕባለ ኢትዮጵያዊያን ንምዕዋት ወሳኒ ምኳኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ልምዓት ሕርሻ ገጠር ንምፍላጥ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣብ ክልል ሲዳማ ተካይዱ:: ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ማንደፍሮ ንጉሴ (ዶ/ር) ምምሕያሽ ፖሊሲ ኣድላይነት ብዝምልከት መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚቴ ንግዲ ዶብ ኢትዮ-ደቡብ ሱዳንን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈላማይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ንግዲ ዶብ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ እናካየደ ይርከብ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ያስሚን ውሃብረቢ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበልኦ፤ ዕላማ እቲ ኣኼባ እተን ሃገራት ዝከተመኦ ፕሮቶኮል…