Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

ኣመራርሓ ዓለም ለኻዊን ዞባዊን መሓዙት ትካላት ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ዓለም ለኻዊን ዞባዊን መሓዙት ትካላት ከምኡ እውን ሰብ ሞያ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። ብሚኒስትር ዴኤታ ማይን ኢነርጂን ኣብርሃ ኣዱኛ (ዶ/ር) ኣብ ዝተመርሐ መርሃ ግብሪ ዑደት÷ ኮሚሽነራትን ላዕለዎት…

ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ንምዕዋት ግደ ዓውዲ ጥዕና ዕዙዝ ኢዩ – እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ንምዕዋት ግደ ዓውዲ ጥዕና ዕዙዝ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእሐላይ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ክልል ከተማ ሆሳእና ዓመታዊ ፌስቲቫል ኤክስቴንሽን ጥዕና ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤…

ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ብሄራዊ ግንባር ናፅነት ኦጋዴን (ONLF) ዝተውሃበ መግለፂ

ብሽም ብሄራዊ ናፅነት ግንባር ኦጋዴን (ኦብነግ) "መንግስቲ ኢትዮጵያ ስምምዕነት ሰላም ጥሒሱ" ብዝብል ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ዝሃቦ መግለፂ÷ ካብ ኦብነግ ኣፍልጦ ወፃኢ ምኳኑ እናገለፅና፤ እቲ መግለፂ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2018 ኦብነግ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣስመራ ዝኣተዎ ስምምዕነት…

ኣመራርሓ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ከምኡ እውን ተወከልቲ ሲቪክ ማሕበራት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ እቲ ማእኸል ንኢትዮጵያ ብዝምጥን ደረጃ ምስርሑ ኣዚዩ ከምዘሕጎሶም እቶም…

ክብረ በዓል ሽመት ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 12 ዓመት ክብረ በዓል ሽመት ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቤተክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ካቴድራል እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ብፁኣን ጳጳሳት ፣ ኣመራርሓ…

ኣብ ልዕሊ 22 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ አትዮጵያ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምፍታሕ ኣብ ዝተወገነ ስራሕ ኣብ ልዕሊ 22 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ አትዮጵያ ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ስጉምቲ ዝተወሰደ ካብ ዓማዊል ብዝቐረቡ ብልሹዋት…

ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ኣብ ዓዉዲ ጥዕና ዝተኻየዱ ስራሕቲታት ዘርእይ ዓዉደ ምርኢት ፎቶ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ዓዉዲ ጥዕና ዝተኻየዱ ስራሕቲታት ዘርእይ ዓዉደ ምርኢት ፎቶ ሎሚ ዕለት ተኸፊቱ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)ን ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ነቲ ዓዉደ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ባህርዳር ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲታት ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ባህርዳር ኣትዮም፡፡ ኣብ ባህርዳር መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ…

ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ዝፍፀም ጉሕለት እናነከየ ምኳኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መስመራት መመሓላለፍቲ ሓይሊ ፖሎታት ሓፂን ዝፍፀሙ ገበናት ጉሕለት ንምክልኻል ዝተሰርሐ ስራሕ ዉፅኢት እናምፀአ ምኳኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡   ሓላፊ ቢሮ ክትትል፣ ቁፅፅርን ደሕንነትን መሰረተ ልምዓት ሓይሊ እቲ…

መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ኢፌዴሪ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ ወጋሕታ ኣብ እግሪ ሓወልቲ ዳግማዊ ምኒልክ…