Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ ዶ/ር እሸቱ የሱፍ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል፣ ኮሚሸነር ዘላለም መንግስቴ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ከምኡ እውን ኣይተ ኣስቻለ ኣላምሬ ሓላፊ ቤት…

ኣምባሳደር ደሊል ከድር ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ሲሪል ራማፎሳ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ደሊል ከድር ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ደብዳበ ሽመቶም ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን፤ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብን ኣምር…

ዚምባቡዌ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ዚምባቡዌ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ፕሬዚዳንት ኤመርሰን ምናንጋግዋ ገሊፆም። ብኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዚምባቡዌ ራሽድ ሙሓመድ ኣብ ምልእኽቲ ሓዱሽ ዓመት እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ሃራሬ ተረኺቦም። ኣብቲ እዋን ምስ…

ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮ ንፖለቲካዊ ኣጀንዳ ምውዓል ካብ ሰብኣውነት ተግባር ዝወፅአ እዩ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮ ብምጥቃም ንመፈፀሚ ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ምውዓል ካብ ሰብኣውነት ተግባር ዝወፅአ ምዃኑ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይ ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋይ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ፥ ንብርቱካን ተመስገን ከበደ ዝጠመተ መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሚኒስቴር ትምህርቲ፥ ብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ መዘራረቢ ዝኾነት ብርቱካን ተመስገን ከበደ ኩነታት ትምህርታ ዝጠመተ መብርሂ ሂቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ብርቱካን ተመስገን ከበደ ኣብ 2012 ዓ.ም 12 ክፍሊ ከምዝነበረት ገሊፁ።…

በዓል ፊቼ ጫምባላላ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብዓወት ምዝዛሙ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ሽመልስ ቶማስ ገሊፆም። እቲ ብዓል ብፍላይ ኣብ ሃዋሳ ሶሬሳ ጉዱማሌ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ህዝቢ ኣብ ዝተረኸበሉ ዝኽበር ብምዃኑ ቀዲሙ ምድላው…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘለወን ኩለመዳይ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኣታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ደቡብ ሱዳንን ተጠባባቒ ሚኒስትር ነዳዲ ማሪያን ዶንግሪን (ዶ/ር)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ፤ ሓበራዊ ተረባሕነት ክልቲአን ጎረባብቲ ሃገራት ከደንፍዑ ኣብ…

ንዝለዓለ ወፅኢት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ትካላት ብምውዳድ ንክሰርሓ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝለዓለ ወፅኢት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ትካላት ብምውዳድን ዝተናበበ ኣሰራርሓ ምትግባርን ትፅቢት ከምዝግበረለን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም። መደባት ኣፈፃፅማ ሸሞንተ ኣዋርሕ ሓሙሽተ ክላስተራት ጎስጓስ ኢትዮጰያ ተፍሪ ይግምገም…

ፊቼ ጫምባላላ ምስ መስሕባት ቱሪዝም ክተኣሳሰር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፊቼ ጫምባላላ ምስ መስሕባት ቱሪዝም ክልል ሲዳማ ክተኣሳሰር ከምዝግባእ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣገንዚበን። መለወጢ ዘበን ብሄረ ሲዳማ ዝኾነ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ እዋን እተን ሚኒስትር…

ብመሰረት ስግግር ፖሊሲ ፍትሒ ናፃን  ዘይሻራዊን ፍሉይ መጋባእያ ንምጥያሽ ሕጊ ይሕንፀፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመሰረት ስግግር ፖሊሲ ፍትሒ ብዝምልከት ናፃን ዘይሻራዊን ፍሉይ መጋባያ ንምጥያሽ ሕጊ ናይ ምሕንፃፅ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ገሊፁ፡፡ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ዑደት ዝገበሩ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ…