ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሉ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኢዜአ) ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅእ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ መኣዲ ኣካፊሉ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝገለፀኦ፥ ኣብታ ከተማ…
ቴክኖሎጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓመታት ሓኻይምን መምህራንን ክትክእ ኢዩ – ቢል ጌትስ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስራቲ ማይክሮሶፍት ቢል ጌትስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓመታት ሓኻይምን መምህራንን ከምዝትክእ ገሊፆም፡፡ ቢል ጌትስ እዚ ዝበሉ÷ ብኔትፍሊክስ ዝተሰናደአ ዕድል መፃኢት ዓለም ትኹረት ብምግባር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ኣብ ዘስምዑዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። ተወለድቲ ሲዳማ ካብ ንግሆ ጀሚሮም ባህላዊ ደርፍታት እናዘመሩ ናብቲ መኽበሪ ቦታ እናተጉዓዙ ይርከቡ፡፡ ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል ፊቼ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፊቼ ጫምባላላ ናይ ሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን በዓል ኢዩ-ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ፊቼ ጫምባላላ ናይ ሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን በዓል ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ድሮ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጫምባላላ "ፊጣሪ ሃዋሮ" ብምባል ናይ ዝፍለጥ ክብረ በዓል ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኢራንን ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘቲየን Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኢራንን ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘቲየን። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ኢትዮጵያ ዓሊ ኣክባር ረዜል ዘቲዮም። ኣይተ መላኩ፥ ኢራን ምስ ኢትዮጵያ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍቼ ጫምባላላ መርኣያ ሕብረትን ህብረ ብሄራዊነትን ዝኾነ ዝነኣድ በዓል ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ንበዓል ፍቼ ጫምባላላ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ቢዝነስ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ኣውሮፕላናት ኣብ ኣገልግሎት ንምውዓል ዘኽእል ስምምዕት ተኸቲሙ Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣርቸር ኣቪዬሽንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ኣውሮፕላናት ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ኣየር ንምውዓል ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንበዓል ፊቼ ጫምባላላ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም Desta Mar 27, 2025 0 "Ayidde Cambalaalla! Ayirrado Sidaamu daga; hattono baalunku Itophiyu ilama/daganna dagoou; Hawalle Sidaamu haaru diri sooro, Fichee-Cambaalaallate Ayaanira keerunni…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሮ በዓል ፊቼ ጫምባላላ “ፊጣሪ ሃዋሮ” ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሮ በዓል ፊቼ ጫምባላላ መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ "ፊጣሪ ሃዋሮ" ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም። "ፊጣሪ ሃዋሮ" ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ግብረ ራዕዲነት ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን Desta Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን እንግሊዝን ግብረ ራዕዲነት ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን። ፈላማይ ዘተ ፖለቲካ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ለንደን ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ዛዕባታት ኢኮኖሚን ሓበራዊ ሰላምን ፀፅታን ዘሎ ናይ ክልቲአን ምትሕበባር ምጥንኻር…