Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ምስ ሃገራዊ ሬድዮን ቴሌቪዥንን ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ምስ ሃገራዊ ሬድዮን ቴሌቪዥንን ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ስምምዕነት ኣካይዱ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠው ምስ ኣማኻሪ ዓውዲ ባህሊ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣንግ ያዌይን ምክትል ዳይሬክተር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 165 ሺሕ ዜጋታት መርሃ ግብሪ ስልጠና ኮደርስ ይሳተፉ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 165 ሺሕ ዜጋታት መርሃ ግብሪ ስልጠና 5 ሚሊየን ኢትዮ ኮደርስ ኢኒሼቲቭ ይሳተፉ ከምዘለው ቢሮ ልምዓት ኤኖቬሽንን ቴክኖሎጂን እታ ከተማ ገሊፁ፡፡ ቢሮ ሓላፊ ምክትል ቱሉ ጥላሁን (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬት…

ስርዓት ኣጠቃቕማ በጀት መንግስቲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዝገብር ኣሰራርሓ ዕላዊ ክኸውን እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ኣጠቃቕማ በጀት መንግስቲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዝገብር ኣሰራርሓ ዕላዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣሰራርሓ ብዝተፈላለዩ መገዲታት መንግስቲ ዝረኽቦም ገንዘብ ናብ ሓደ ትካል ንምእካብ ዘኽእልን ንዝተተለመሉ ግልጋሎት ንክውዕል…

ኣብ ማእኸል መማዕበሊ ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ ’ለነገዋ’ ዝሰልጠና ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ዋና ተደላዩ ክእለት ንክኾና ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማእኸል መማዕበሊ ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣኒስቲዮ ’ለነገዋ’ ዝሰልጠና ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ዋና ተደላዩ ክእለት ንክኾና ክስራሕ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን  ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል ኣብቲ ማእኸል ምስ ዘለዉ ሓለፍቲ ስራሕ…

ጃፓን ልዕሊ 63 ሺሕ ኩንታል ደገፍ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፍሪያት ግብርና ንምሕጋዝ ዘኽእል ልዕሊ 63 ሺሕ ኩንታል ደገፍ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር)÷ሚኒስቴር ግብርና እቲ ደገፍ ኣብ መዓልኡ ንክውዕል ክትትልን…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት እንግሊዝ ኣብ ኣፍሪካ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ  ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኩለ ማዳይ ዝምድናታትን ሰብኣዊ መሰልን እንግሊዝ ኣብ ኣፍሪካ ሎርድ ኮሊንስ ዘተ ኣሳሊጦም፡፡ ክልቲኦም ወገናት፥ ምሕዝነት ልምዓት፣ ምትሕብባር ጉዳያት…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ  ትካል ማስተር ካርድ ብምትሕብባር ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣጀሚሩ፡፡ እቲ ባንኪ ዘጀመሮ ስርዓት ክፍሊት ማስተር ካርድ ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ክፍሊት ዲጂታል ንምምሕያሽ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ፡፡ እቲ…

መበል 33 ዙር ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማ ኮሚሽን ፖሊስ  ኣምሓራ ይምረቑ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 33 ዙር ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማ ኮሚሽን ፖሊስ  ኣምሓራ ይምረቑ ኣለው። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምርቓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን እንግዶት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡…

ስልጠና ኢኒሼቲቭ ኢትዮ ኮደርስ መናእሰይ ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ብንቕሓት ንክሳተፉ ዘኽእል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስልጠና ኢኒሼቲቭ ኢትዮ ኮደርስ መናእሰይ ኣብ ስነ ምህዳር ዲጂታል ብንቕሓት ንክሳተፉ ዘኽእል ክእለትን ፍልጠትን ዘርክብ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር)…

ፋብሪካ ዘመናዊ ድኹዒ ምህናፅ ኩለመዳያዊ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ  ኣለዎ- ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ፋብሪካ ዘመናዊ ድኹዒ ምህናፅ ኩለመዳያዊ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ከምዘለዎ ሙሁራን ቁጠባዊ ሃፍቲ ኣገንዚቦም፡፡ ምስ ፋና ዲጂታል ፃንሒት ዝገበሩ ሙሁር ቁጠባዊ ሃፍቲ ኣለማየሁ ከበደ (ዶ/ር) ድልየት ዘመናዊ ድኹዒ በቢዓመቱ እናወሰኸ ምምፅኡ…